ህዝቢ ኤርትራ፡ ብፍላይ ከኣ ኣብውሽጢ ሃገር ዘሎው መንእሰያት፡ ነዚ እትገብርዎ ዘሎኹም ክትዕ፣ ዕላምኡ፣ ደረጃ ተወፋይነትኩም፣ ተግባርነት ናይ ውሳኔታትኩም...

መንግስቲ ኤርትራ ብሕጊ ዘይግዛእ፡ ብቕርጺ፤ መንግስታዊ ሰብነት ዘይብሉ፡ ብስነ-ምግባር፤ ብብልሽውና ዝተቖማጠዐ፡ ብሰባውነት፤ ኣረሜንነቱ ክሓብእ ፈቲኑ...
Show more post