ምልዖየ ምልዖ፡ ኣዳነ ምጥሖ ፡ ሰፈርኪ ገደል፡ ቁልቁል-ሸታትሖ   ብዘይካ ለመምታን በረርትን፡ መን ዘይፈርሖ።   እንተ ንስኺ፡ ንግሆ-ንግሆ ምስ...

እምነ’ወ ሠናይ ከም መዓር ሰንከላይ ብዘይ ሕንዚ ሽሻይ ካብ በዓል ሳንዳይ ኣብሻይ እናቈረስኩ ሕምባሽይ ኣወል ቡን ምስ ዳግማይ ሳልሳይ። 

  እዝጊ ዝሃበኒ መንግሥቲ -ሓላዪ ኃላኒሕሳብን ስብሳብን ከየእርገኒናይ ልበይ ፈሊጡመውረዲ ማይጊርባ ይኸድነኒ
Show more post