AUDIO (AM Quality) NEWS for our users in Africa CLICK HERE
ድምጺ ደሊና 
ስብራ ዜና 
ኣዳላውን ኣቕራብን: ዘካርያስ ክብርኣብ
ምንጪ: ካብ ኤርትራውያን ስደተኛታት መዓስከር ሸገራብ ሱዳን
27 ታሕሳስ፣ 2014


ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ መዓስከር ሸገራብ ይጭወዩን ይግፍዑን:

ቅድሚ ሰለስተ ሳምንቲ ዝተበገሱ ዓሰርተው ኣርባዕተ ኤርትራውያን ስደተኛታትን ካልኦት ቅድሚ ሓደ ሰሙን ዝሰዓብዎም ዕስራ ኤርትራውያን ስደተኛታትን በቲ ብተለምዶ ባሕሪ ተባሂሉ ዝጽዋዕ ካብ መዓስከር ስደተኛታት ሸገራብ ሱዳን ናይ ኣስታት ሽዱሽተ ኪሎ ሜትር ርሒቑ ዝርከብ ሩባ ናብ ማእከል ሱዳን ንምእታው ብጃልባ ድሕሪ ምስጋሮም ብ ነጋዶ ደቂ ሰባት ራሻይዳ ተታሒዞም። እቶም ነጋዶ ደቂ ሰብ ከም ኣመሎም ስደተኛታት ንምጭዋይ ብዕለት 24 ናይዚ ሒዝናዮ ዘለና ወርሒ ኣብቲ ከባቢ ዓሪዶም ይጸናጸንሉ ኣብ ዝነበርሉ እዋን ሓንቲ ዕስራ ዝኾኑ ኤርትራውያን ስደተኛታት ዝጸዓነት ንእሽቶይ ጃልባ ብምስባራ ዳርጋ ኩሎም ኣብታ ጃልባ ዝነበሩ ከም ዝሞቱ ተፈሊጡ‘ሎ።

እቶም ኣብቲ መዓስከር ዝነብሩ ኤርትራውያን ስደተኛታት ናይ ገለ ደቂ ሃገሮም ሬሳታት ክቐብሩ እኳ እንተፈተኑ፣ ኮይኑ ግን በቶም ራሻይዳ ብዝወረዶም መጥቃዕቲ ገለ ዕስራን ሽዱሽተን ዝኾኑ ኤርትራውያን ብዘስካሕክሕ ብኸቢድ ቆሲሎም ኣብ ሕክምና እኳ እንተበጽሑ ግቡእ ሕክምና ግን ክረኽቡ ኣይከኣሉን። ገለ መስበርቲ ኣእጋርን ኣእዳውን ዘለዎም ከይተረፈ ብሰንኪ መሐከሚ ወረቐት የብሎምን ዝብል ምኽኒት ንዝለዓለ ሕክምና ን ከሰላ ከይመሓላለፉ ተኸልኪሎም ኣለዉ። እዚ ከይኣክል ከኣ ካብ ከሰላን ወደል ሒለውን ዝበሃል ዝመጹ ወተሃደራት ሱዳን ንቶም ስደተኛታት ተንቀሳቓሲ ተለፎናቶምን ገንዘቦምን ብሓይሊ እንዳመንጠሉ የጋፍዕዎም ኣለዉ።


Join VoD

VoD is looking for highly motivated candidates to collect, draft, edit and present relevant news items from various sources exclusively but not limited to Eritrea and the rest of the Horn of Africa. Excellent writing skills in both English and Tigrinya, proficiency in using technology, and ability to scan social media are essential. The candidate should be an active listener, able to communicate with persons of interest, and share timely information with the public.

The Main objective of Voice Of Delina is to collect and disseminate economic, social and political developments pertaining to Eritrea and Eritreans at home and in the Erespora.

We are also determined to develop the media capacity by grooming the new generation of Eritreans to articulate the aspirations of our country.

We are particularly looking for candidates who are keenly interested to play an active role in helping foster peace and democracy in Eritrea.

VOLUNTEER INTERNSHIP OPENINGS

• Media Director/Program Coordinator
o manage the team
o prepare editorials
o make editorial decisions on programs to be broadcast
o edit other program contents

• Researchers
o research topics required for programming
o assist in drafting stories

• Writers and Editors
o draft a regular feature story
o assist in news preparation

• Anchor-Reader
o read program items
o assist in news preparation

• Sound Engineer
o arrange programs, add music and repackage programs for dispatch to the studio

• Translator from English into Arabic and Tigrinya (and, on a limited basis, Amharic)
o translate copy of stories into appropriate language for broadcast
o when necessary, read stories in correct language or dialect

To participate please send email to This email address is being protected from spambots. You need JavaScript enabled to view it.
Please provide your personal CV, Skype ID, telephone number and best time to call you.

 


Help Andom, an Eritrean-American, get elected to Congress by donating at  andomforny.com/donate 

Latest

ምስጋና ካብ ስድራቤት ብምኽንያት ዕረፍቲ ኣቦይ ተስፋጊዮርጊስ ብዓታይ

ብምኽንያት ዕረፍቲ ኣዚና እነፍቅሮን እነኽብሮን ኣቦና ኣቦይ ተስፋግዮርጊስ በዓታይ፡  ብኣካል ኣብ ቤትና መጺእኩም፡ ከምኡ’ውን ብዝተፋላለየ መንገዲ ናይ...

Eritrea: ሚኒስተር ፋይናንስ ነበር ኣቶ ብርሃነ ኣብርሀ፡ ሎሚ ንጉሆ ሓይልታት ጸጥታ ጨውዮም ኣበይ ከምዝወሰዱዎ ከምዘይፍለጥን

ሎሚ ኣብ ህዝብታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ክቃላሕ ንሰምዖ ዘለና ትርጉም ኣልቦ ናይ ሰላም ስምምዕ፡ ክምቲ ብዙሓት ኢትዮጵያውያን ናይ ሕልና እሱራት ኣብዚ ቀረባ እዋን...

ንደመር ብኣምሓርኛ፡ ንጥፋእ ማለት’ዩ ብትግረ።

Hidden Motives in Every Day Life: The Elephant In the Brain – Kevin Simler Robin Hanson 2018 ትብል...

ካልኣይ ቅሉዕ ደብዳበ ናብ ክቡር ዶክተር አብይ ኣሕመድ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ረፓብሊካዊት መንግስቲ ኢትዮጵያ።

ብዕለት 5 ሰነ 2018፡ ነዚ ብኣኻን በቲ ብመንግስትኻን ናብ ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ዝቐረበ ንብይን ኣልጀርስ ብዘይ ገለ ቅድመ ኩነት ተቐቢሉ ከፍጽም...

Eritrea: ፐሮጀክት ዓርቢ ሓርነት - ኣብዚ ሰሙን ካብ ዝበጹሑና ዜናታት:

እቲ ዕሉል ተለኣኣኪ ክፍእ ኮይኑ ኣሽሓት ሰባት ከበሳብስ ዝጸንሔ ወዲ ከበደ (ሓላፊ ቤት ምእሰርቲ ዓዲ ኣቤቶ) ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣቲዩ። እዚ ብጭካኒኡ ዝልለ ንጽሃት...

Eritrea: ምድማር'ዶ ወይስ ምፍዃስ?

ማንኪ፡ ክቡር ጠቅላይ ሚኒስተር፡ ምሳኹም ክንድመር ንወያነ ኣጥፉኡልና። ዶ/ር ኣብይ፡ ክቡር ማንኪ፡ ጀመርቲ ስለ ዝኾና ገና ምድማር ኢና ዘለና። ንስኹም ግን ቀዲምኩም ኣብ ምፉዃስ (elimination) ኢኹም በጺሕኩም። ግዜ ሃቡና...