ንሕና ኣብ ታሕቲ ክታምና ኣንቢርና ዘለና ውልቀሰባት፡ ካብ ዝተፈላለየ ድሕረባይታ ዝመጻእናን፡ ኣብ ዝተፈላለየ ክፋላተ ዓለም ንነብርን ተቓለስቲ ኤርትራውያን...

እዛ እዋንዶ? ርብዒ ዘመን’ያ መዋዕል ወልዶ ስርቂ ዝኣመላ ካብ ንቡር ተዘምዶ ዓዲ እተውዕል ካብ ስራሕ ተጸምዶ ሥርዓት ዝጎደላ ካብ ባህሊ ተለምዶ ሽፍትነት...
Show more post