ዓሰብ-ዓሰመ! ዓሰብ-ዓሰመ ንኣኺ ሒዘ ዝሓደርኩ ተገሲመ፡ ዓዊረዶ ጸሚመ? ወይስ ብእምነት’የ’ስጊለ ክሳብ ዝልለ ደንቊረ ዓሰም-ዓሰበ።  

ብሓባር ዘቃልስ መደባትን ዕላማን ሓንጺጽካ ብሕብረት ክተተርጉሞ ክንዲ ብግብሪ ዝጻዓር፤ ኣብ ናይ ሕሉፍ ዕድሜኦም ዘሕለፍዎ ባህራዊ ጸባያት ክቆራቆሱ ጊዜ...
Show more post