ካብ ኣርብዓታት ዝጀመረ ፖለቲካዊ ቅልውላው ህዝቢ ኤርትራ፡ ዛጊት ተፈዊሱ መዕለቢ ስለዘይረኸበ፡ ዘበን መጸ መባእታኡ እናኣሐደሰ ንህዝብና ይጸጽዮ ኣሎ።...

ኣኼበኛ ድሕሪ ኣገዳሲ ክትዕን ለበዋን ክልተ መደብ ስራሕ ሓንጺጹ። ቐዳማይ ንነፍስኻ ከም’ቲ ንስኻ ትደልዮ ምጥርናፍ፣ ንነፍስኻ ባዕልኻ ምምራሕ፣ ካልኣይ ድማ...
Show more post