ብዛዕባ መሪሕ ፍትዊ እንታይ ከምዝተሰማዓናን ከምዝመሰለናን ክትፈልጡ ንእትደልዩ ግዱሳት፡ እዛ ናይሎሚ ቅነ “ወይዘሮ ወርቅሃን ዕስራ ሰነን“ ብዝብል ኣርእስቲ...

ሕማቕ ጓሳ’ውን ኣይነበርኩን። ጥሪተይ ዘብልዓሉ ልሙዕ መሬት ኣይሰኣንኩን። ጠለ-በጊዐይ ብዙሓት፣ ከብተይ ዓራዶን ብጋይትን ኢየን ነይረን። ብጸበአን ተዓንጊለ...
Show more post