ኣንቱም ሰባት ጉድ’ኮ’ዩ ተረኺቡ ምድርን ሰማይን ክላገቡ ከምዝቐረቡ ኣብ ርእሰይ ደይቡ ዓቕለይ ኣጽቢቡ እና’ፈጸመ ሓሳቡ! ልዋም ዝኸልኣኒዛርቲ ድዩ ሒዙኒ!

እቲ ጉባኤ ጉቡኡ ፈጺሙ ሓሚቑ ጸቢቑ ተዛዚሙ ንዓኹም መሪጾም ተደምዲሙ ከም ደቂእነ ብሓደ ዕመሙ ብስምምዕ ንቕድሚት ሰጉሙ ተጠንቀቑ ሰብ ከይተቐይሙ ከይሓሚኹም...
Show more post