እገዳ ባይቶ ጸጥታ ኣብ ልዕሊ ስርዓት ህግደፍ፡ ንረብሓ ህዝቢ’ዶ ንጉድኣቱ? እቶም ኣብ ከምዚ ዓይነት ተግባራት ዝዋፈሩ ሰባት ድማ ኣብ ዘይሕጋዊ ስራሕ ይዋስኡ ከም ዘለዉ ፈሊጦም ኣደብ ክገብሩ ክማዓዱ ኣለዎም። እንተዘይኮነ ብሕጊ... Read more ...
ዓለም ለኻዊ እገዳ እዃ ውሒድዎ፣ ካብ ሕጊ አልቦ ጃንዳ ህግደፍ ስለዚ እቶም በብሔራቶም ንመሰሎምን ንጃንዳ ህግደፍ ንምብዳህ ዓቕሞም ንምግባር ዝብገሱ ዘለዉ ኃይልታት ሀገራዊ ሕብረት ንክገብሩ ምሕታት እውን እዋኑ ሕጂ ድአ... Read more ...
መኸተ ኣንጻር እገዳ ካብዚ ሓሊፉ ንህግደፍ ምድሓን ማለት ግን፡ ንህዝብን ሃገርን ኤርትራ ኣብ እግሮም ሰፍ ዘይብል ሓጺን ኣሲርካ ናብ ባሕሪ ምድርባዮም ኢዩ። ንመላእ ህዝቢ... Read more ...
መተሓሳሰቢ ንኣባላት ህ.ግ.ደ.ፍ. ካናዳ እዞም ኣብ ካናዳ ዝነብሩ ኣባላት ህግደፍ ብከመይ ነብሶም ካብዚ ምስ ግብረ-ሽበራውያን ተጸምቢሩ ዘሎ ስርዓት ነጻ ይገብሩ’ዩ። ቅድሚ ሕጂ ዝነበሮም ምትእስሳር... Read more ...
ደገፍና ንሓይሊ ዕማም ኣንጻር ህግደፍዊ ደገፍና ንሓይሊ ዕማም ኣንጻር ህግደፍዊ ሰልፊ ኣብ ኩሉ ዓለም ብፍላይ ድማ ነቲ ብመደብ ዝስርሕ ዘሎ ናይ ዋሺንግቶን ኣኼባ ኣብ ኤርትራና.ኮም ዝተቓልሔ።... Read more ...
ብስም ሃገርን ውሕስነት ሃገርን ምድንጋር እቲ ኣዳ ካዳብራ ተኣምራታት ግን ኣዳ ካዳብራ ጥራሕ ኣይኮነን ገዛእ ስነሞገት ኣሎዎ። መስርሕ'ዩ። ከም ዝኾነ መስርሕ ከኣ መፈለምታን ጠረርን መወዳእታን... Read more ...