ምድንጋር ንረብሓ መን? ኣብዚ ሎሚ እዋን ኣብ መርበብ ሓበሬታ ዝጽሓፍን ኣብ ሬድዮ ይኹን ፓልቶክ ዝዝረብን ዛዕባታት ጉዳይ ሃገር፡ ክንደይ ካብኡ ኢዩ ሃገራዊ ሽግራትና ንምፍታሕ... Read more ...
ንብዓል ነጎዳስ ሓዊ ደብሶ!!!!!!!!!! - መጋረጃ ይቀንጠጥ 26 ዝሓይሽ ተበልክዎስ ዝገደደ!!!!!!!!! ባይቶ ቖይሙ ብእግሩ ከይከደ ታተ ከይበለ ከሎ ዝኸርደደ ደበና ዘይብሉ ዘንጎድጎደ መዓንጣኡ ፍቱሕ ዝተቐደ። Read more ...
ዓገብ ንበሎም ንመራሕቲ ባይቶ ዓገብውን ንበሎም ንመራሕቲ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኩሉ ግዜ ብዛዕባ ናይ ኣቶ ኢሳያስ ተግባራት ክሓስብ ከሎኹ፤ እሞ ምስቲ እቲ ህዝቢ ንኽንደይ ዓመታት ዘርኣዮ ገድልን ሓቦን መስዋእትን፤ ከምኡውን ኣብቲ... Read more ...
ግቡእን መሰልን ግቡእን መሰልን ብዘይ ልላን-ጕሌላን ንኹሉ ሃገራዊ ዜጋ ዝምልከቱ ከም ምኻኖም መጠን፡ ነቶም ኣብ ታሕቲ ዝርከቡ ስልጣንን ሓይልን ዘይብሎም ተራ ዜጋታት ሃገር... Read more ...
መበቆላዊ ሰነድ ራኢታት ተ/ይ ቢተወደድ ኣብራሃ (4ይ ክፋል) ካብዚ ንላዕሊ ሕድገት ወይ ሓገዝ የለን። እንተኾነ ኣይረግኡን። በዚ‘ውን ኣይዓገቡን። ነቲ ዝደለይዎ ስልጣን ንምብጻሕ ናጻ ወደብ ጥራይ ዘይኮነ፡ ዋንነት ኢዩ... Read more ...
ጋዜጣዊ መግለጺ: ብምኽንያት ምርሻን 28 አባላት ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ ዝኾኑ ተወለድቲ ዓፋር ቀይሕ ባሕሪ ዝወጸ መግለጺ ስርዓት ህግደፍ ን 28 አባላት ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ አብ ከባቢ ባርዶሊ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ ብጋህዲ ረሺኑ፡ እቶም ብምሉኦም ተወለድቲ ዓፋር ቀይሕ ባሕሪ... Read more ...