ስምዕኒ’ሞ ልበይ ኣነ ከም ዓለመይ ሰሪሑ ዝነብር ፍጡር እንዳኣለይ። መን’ዩ ዝፈልጠለይ፡ ርብዒ ዘመን ከይዱ ኣብ ኮለለይ ምስጢሩ ኸቢዱ ዓይነት ናይ ዕድለይ

ኢሳያስ ዘይበለ ይፍቲ ዘይሰገደ ኣያይ ኢሉ ሕቖ ዘይሰበረ ብምሕደራ ምልኪ ዘይጃጀወ በምዑት ደቁ ዘይተጻወተ ሃጽ ኢሉ ዝጠፈአ
Show more post