ስለዚ እቶም በብሔራቶም ንመሰሎምን ንጃንዳ ህግደፍ ንምብዳህ ዓቕሞም ንምግባር ዝብገሱ ዘለዉ ኃይልታት ሀገራዊ ሕብረት ንክገብሩ ምሕታት እውን እዋኑ ሕጂ ድአ...

ካብዚ ሓሊፉ ንህግደፍ ምድሓን ማለት ግን፡ ንህዝብን ሃገርን ኤርትራ ኣብ እግሮም ሰፍ ዘይብል ሓጺን ኣሲርካ ናብ ባሕሪ ምድርባዮም ኢዩ። ንመላእ ህዝቢ...
Show more post