ካብ ቤት ማእሰርትታት ግብጺ፤ ናብ ኢትዮጵያ ካብ 2-17 ኣዋርሕ ኣብ ቤት-ማእሰርቲ ግብጺ ክሳቐዪ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ሎሚ 03 መስከረም 2010 ብሰላም ኣዲስ-ኣበባ ኣትዮም፡፡ ካብዞም ሎሚ ዕለት... Read more ...
130 ኤርትራውያን ስደተኛታት ሰኑይ 6/9/2010 ናብ 3ይ ሃገር ክሰጋገሩ’ዮም፡፡ ንስርዓት ህግደፍ ራሕሪም ናብ ዝተፈላለዩ ጎሮባብቲ ሃገራት ዝስደዱ ኤርትራውያን ስደተኛታት ሎሚ’ውን ኣየዕረፉን፡፡ ናብ ኢትዮጵያ ዝተሰዱ ክሳብ ነሓሰ 31,... Read more ...
ዛኣኽለን ጥሒነን ባዓለማርያም ይብላ ወለቕ ዘለቕ ዝብልስ ከማካ ኣነ ኢለ ኣይፈልጥንኣፍልበይ ገቲረ ኢየ ዝኸይድ ከይበልኩ ድንንንምልካዊያን ካብ ምምካት ድሕር ኣይብልንኣብ ልብኻ ክሳብ ትምለስ... Read more ...
ሰላምዊ ሰልፊ 17 መስከረም 2010 ኣብ ከተማ ስቶክሆልም። ምልካዊ ስርዓት ህ.ግ.ዲ.ፍ ኣብ መወዳእታ ናይ እኩብ ድምር እከይ ተግባራቱ፡ ንመጀመሪያ ግዜ ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ኤርትራን፡ ሕብረተ ሰብ ዓለምን ዝተቓላዕሉ፡... Read more ...
ዝርዝር ዝተቐትሉ ኣብ ዞባ ደቡብ ብሕልፊ ድማ ኣብ ብሄረ ሳሆ ዕጡቓት ሩባ ሓዳስ ሓዊሱ ስፍሕ ዝበለ ተቓውሞታት ምልዓሉ ዘስገኦ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ሕነ ሕነ ቀራናት... Read more ...
No. 002 - March 1951 - Summary of an Address by H.E. The Chief Administrator of Eritrea to The Chiefs of the Beni Amer, Baria and Kunama Tribes at Barentu The National Archives, London - Historical Documents on Eritrea The National Archives in London... Read more ...