ልዋም ሃገረይ!  መዓልቲ  ኪትካእ ብዓመት መንእሰያትኪ ኪውሕዙ ንጥፍኣት ንስደት ዓይነ-ብርክኺ፡ ብዘይካኦም ዘይብልኪ ክብረት።

ኣብዛ ዓለምና ኩሉ ጊዜ ብቐጻሊ ደቂ ሰብ ዝድሕኑሉ መንገዲ ኣብ ምድላይን ሂወት ዘድሕን መድሃኒታት ኣብ ምድህሳስን ዝነጥፉን ብምኽሪ ንሰብ መንፈሱ ብምህዳእን...
Show more post