ድሕሪ ዘሕዝን ፍጻሜ ላምፐዱሳ፡ ኣብ ኣስመራ ኣሰካፊ ዝኾነ ወረ ንፋስ ይነፍስ ኣሎ። ንሱ ከኣ ኣብ ጎደናታት ኣስመራ ንዝተፈላለየ ኣባላት ናይቲ ብደምህት...

እዛ ሓጻር ዛንታ ናይ'ቲ ኣብ'ዚ ግዝያት ልክዕ ቅድሚ ትሽዓተ ዓመት፡ ብዕለት 4, 11, 2004 ዓ.ም ኣብ ዓዲ ኣቤቶ ዘጋጠመ ፍጻመ ምርኲስ ብምግባር...
Show more post