ከምትፈልጥዎ ታሪኽና ብኸምዚ ዝተገለጸ ፖለቲካዊ ጻውቲ ዝተወጠረ ኢዩ። ደቂ ኤርትራ ከምኣናብስ ሃገርና ካብ መንጋ ጋ ጸላእቲ ኣናጊፍና ከነብቅዑ እንተኾነስ...

መጋረጃ ይቀንጠጥ ኣኺሉ መዓልቱ ኤርትራውያን ንዛረብ መዓጹ ካብ ተኸፍቱ ክንደይሻዕ ክንሕባእ ኣብ ቀሚሽ ክንኣቱ ይኣክል ናይ ብርዒ፡ ይገለጽ...

ኣታ ሓወይ! ቅንጥው እስከ’ብላ ስጋኻ ክተረጋግጽ ብሓቂ እንተሊኻ ‘ኣለኹ፡! እንተልካኸ ምሰየንኖት ኢኻ ምስ ዕሱባት! ምስ ዝኑባት!
Show more post