መርዓትና ክትኣቱ ብዙሕ ተጸበናመርዓትና ክንቅበል ንደገ ወጻእናከምቲ ልሙድ ባህሊ ልምዲ ናይ ህዝብናበቲ ልሙድ ሕጊ ጽዱቕ ብባይቶናሕጊ እንዳባ ተባሂሉ ፍሉጥ...

መሬት ምስ ጸብሐ’ሞ ጉልባብ እዋን ምስ ተገልሀ፡ ከም’ቲ መጽሓፍ ዝብሎ፡ ንፈለማ መውስቦ ጓል ሃቡና ዝብሉ ኣኮ ምስ ሓው’ቦ፡ ቅድሚ መማህርታ ልዕሊ...
Show more post