AUDIO (AM Quality) NEWS for our users in Africa CLICK HERE
ድምጺ ደሊና
 ዜና 22 ለካቲት 2015  
ኣዳላውን፡ ኣቕራብን: ዘካርያስ ክብርኣብ

ክቡራት ተኸታተልቲ ድምጺ ደሊና ንድምጽኹም ድምጺ ደሊና ሓበሬታ ይኹን ርእይቶ ምስ ዝህልወኩም በዚ ዝስዕብ ቁጽሪ ስልኪ መልእኽትኹም ክትገድፉልና ከም እትኽእሉ ክንሕብረኩም ንፈቱ። ተሌፎን 001 714 598 3138; Skype: voice.of.delina


Creative Commons License
This work is licensed under a Creative Commons Attribution-NonCommercial-ShareAlike 4.0 International License.


ካብ ዝሓለፈ ቁሩብ መዓልታት ጀሚሩ ንህዝባዊ ኣገልግሎት ናይ ዝወሃብ ፍጥነት ኢንተርነት ኣብ ኤርትራ ናብ ዝኸፈአ ደረጁኡ ወሪዱ ከምዘሎ ተፈሊጡ።

ኣብ ኤርትራ ወላኳ ብመሰረቱ ፍጥነት ኢንተርነት ኣዝዩ ዝሑል እንተነበረ፣ ካብ ቀረባ መዓልታት ኣትሒዙ ግን ናብ ዜሮ ከምዝወረደን ብዘይካ ኣብ ፍሉይ መንግስታዊ ቤት ጽሕፈታት ንህዝቢ ዝወሃብ መጠን ፍጥነት ኢንተርነት ኣዝዩ ከም ዝጎደለን ክፍለጥ ተኻኢሉ‘ሎ። እቶም ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ኮይኖም ንመርበባት ደምበ ተቓውሞ ኤርትራ ዝከታተሉ ሰባት ከኣ ከቢድ ጸገም ፈጢሩሎም ኣሎ። እቲ ጠንቂ ካብይ ከምዝብገስ ዛጊት ክፍለጥ እኳ እንተዘይተኻእለ ኣብ ውሽጢ ዝርከቡ ተኸታተልትና ብህግደፍ ኮነ ኢልካ ዝግበር ዘሎ ናይ ሓበሬታ ምዕፋን ስራሕ ከምዝኾነ ይእምቱ።


ኣብዚ ቅንያት ብሊብያ ኣቢሎም ናብ ደሴት ላምፓዶዛ ካብ ዝኣተዉ ስደተኛታት ሓደ ወዲ 11 ዓመት ኤርትራዊ ቆልዓ ብዘይ ስድራ ንበይኑ ኣብ ጉዕዞ ከምዝጸንሐ ተገሊጹ።

* ኣካብ ዝሓለፈ ቁሩብ መዓልታት ጀሚሩ ንህዝባዊ ኣገልግሎት ናይ ዝወሃብ ፍጥነት ኢንተርነት ኣብ ኤርትራ ናብ ዝኸፈአ ደረጁኡ ወሪዱ ከምዘሎ ተፈሊጡ። * ኣብዚ ቅንያት ብሊብያ ኣቢሎም ናብ ደሴት ላምፓዶዛ ካብ ዝኣተዉ ስደተኛታት ሓደ ወዲ 11 ዓመት ኤርትራዊ ቆልዓ ብዘይ ስድራ ንበይኑ ኣብ ጉዕዞ ከምዝጸንሐ ተገሊጹ። * ኤርትራዊት ገነት ኣብርሃም፣ ድሕሪ ኣርባዕተ ዓመታት ደሃይ ጓላ ረኺባ።


ኤርትራዊት ገነት ኣብርሃም፣ ድሕሪ ኣርባዕተ ዓመታት ደሃይ ጓላ ረኺባ።

ገነት ኣብርሃም ዝተባህለት ኤርትራዊት ኣደ ምስ ክልተ ደቃ ቅድሚ ኣርባዕተ ዓመታት ናብ ካናዳ ኣትያ ሓድሽ ሂወት ክትነብር እኳ እንተበቐዓት ኣብ ሊብያ እንከላ ኣብቲ እዋን ጓል ዓሰርተ ሽዱሽተ ዓመት ዝነበረት ሰላም ዝተባህለት ጓላ ሃንደበት ብምስዋራን  ደሃይ ዘይምርካባን ግና ሕጉስቲ ከምዘይነበረት ገሊጻ። ገነት ኣብ ሊብያ ጓላ ጥራሕ ዘይኮነት በዓልቤታ‘ውን፣ ድሕሪ ምስዋር ጓሉ ክልተ ኣዋርሕ ጸኒሑ ክሳብ ሎሚ ኣበይ ከምዘሎ ኣይፍለጥን‘።

ሰላም ሎሚ ጓል ዕስራ ዓመት ኮይና ናብ ካናዳ ናብ ወላዲታን ክልተ ኣሕዋታን ክትጽንበር ኩሉ ምድላዋታ ወዲኣ ከምዘላ ዝፍለጥ ኮይኑ፣ ድሕሪ ኣርበዕተ ዓመታ‘ያ ንፋልማይ እዋን ምስዋር ኣቡኣን ኩነታት መንብሮ ወላዲታን ኣሕዋታን ኣብ ካናዳ ተሓቢራ።

ክቡራት ሰማዕትና ኣብ ድምጺ ደሊና ዘለኩም ርእይቶን ነቐፌታን ወይ ድማ ሓበሬታ በዚ ዝስዕብ ስልኪ ቁጽሪ መልእኽትኹም ክትገድፉልና ከም እትኽእሉ ክንሕብረኩም ንፈቱ። ተሌፎን +1714-598-3138


Join VoD

VoD is looking for highly motivated candidates to collect, draft, edit and present relevant news items from various sources exclusively but not limited to Eritrea and the rest of the Horn of Africa. Excellent writing skills in both English and Tigrinya, proficiency in using technology, and ability to scan social media are essential. The candidate should be an active listener, able to communicate with persons of interest, and share timely information with the public.

The Main objective of Voice Of Delina is to collect and disseminate economic, social and political developments pertaining to Eritrea and Eritreans at home and in the Erespora.

We are also determined to develop the media capacity by grooming the new generation of Eritreans to articulate the aspirations of our country.

We are particularly looking for candidates who are keenly interested to play an active role in helping foster peace and democracy in Eritrea.

VOLUNTEER INTERNSHIP OPENINGS

• Media Director/Program Coordinator
o manage the team
o prepare editorials
o make editorial decisions on programs to be broadcast
o edit other program contents

• Researchers
o research topics required for programming
o assist in drafting stories

• Writers and Editors
o draft a regular feature story
o assist in news preparation

• Anchor-Reader
o read program items
o assist in news preparation

• Sound Engineer
o arrange programs, add music and repackage programs for dispatch to the studio

• Translator from English into Arabic and Tigrinya (and, on a limited basis, Amharic)
o translate copy of stories into appropriate language for broadcast
o when necessary, read stories in correct language or dialect

To participate please send email to This email address is being protected from spambots. You need JavaScript enabled to view it.
Please provide your personal CV, Skype ID, telephone number and best time to call you.

 


Latest

መቓልሕ ርእሰ ዓንቀጽ:- ብሕታውያን ጋዜጣታት ኣብ ሓደጋ

እዘን መርኣያ ንግስነት ዲሞክራሲያዊ ሃዋህው ሃገርና ኮይነን ዘሎዋ ብሕታውያን ጋዜጣታት ኤርትራ፡ ኣብ ህዝቢ ልዑል ተቐባልነት ረኺበን ምህላወን ናይ...

መበገሲ ጉዳይ ተማሃሮ ዩኒቨርስቲ ጠንቅን ህሉው ደረጅኡን ካብ ጉዱሳት ተማሃሮ

እቲ ፍታሕ ናይ'ዚ ንከኹሉ ሃገራቒ ዘሻቀቓለ ጉዳይ ከተርእየና ዝተጸበናያ ዓርቢ ግን ካልእ ሰብ ዘይተጸበዮን ንከኹሉ ዘሕዘነን ዲፕሎማስያቒ ሃስያ(ውሽጣውን...

Eritrea: ኤርትራ ክውንቲ ክትከውን ካብ ዝወዓሉ ንሎሚ: ቃለ-መጠይቕ ምስ ሚኒስተር ጴጥሮስ ሰለሙን

ኣብ ህዝባዊ ግንባር እቲ ክእለት ዝበሃል ካብ ኣብ ውልቀ-ሰብ ዝያዳ ኣብቲ ውድብ ዝሰረጸ'ዩ” ኣቶ ጴጥሮስ ሰለሙን

ጋዜጣ ሰቲት ዓርቢ ነሓሰ 2001 - ዓሚዲ ንመኻኸር

ናይ ዝመጽእ ዝዀነ ይኹን ሳዕቤን ተሓታቲ መንዩ?ሄለን ዩኒቨርስቲ ኣስመራ ኣነ'ውን ኣብ ኣፈታትሓ ግርጭት ርእይቶይ ክህብ፡-ኣበድ ተስፋይ ኩነታት ከተማ ከረን ከመይ ኣሎቴድሮስ ካብ...

Eritrea: Who is Jermano Nati ~ ተጋዳላይ ጀርማኖ ናቲ መን'ዩ?

The following article was posted on asmarino on May 16, 2004 via Dmsi Harnet (Voice of Liberty)

“ዝመረጽናዮም ሚኒስተራት በብተራ ነፍስ-ወከፎም ንሓደ ዓመት ፕረዚደንት ይኾኑ”

ኣብ ወርሒ ጥሪ 2001 3 ሰባት ዝሓቖፈት ስዊዘርላንዳዊት ጉጅለ ሰራሕቲ ፊልም መጺኣ ነይራ። እቶም ሰባት ኣብ'ዚ ዓውድ'ዚ ተሞክሮታት ዝደለቡ ኮይኖም...