ብተለምዶ ሓድሽ ዓዲ ተባሂሉ ኣብ ዝጽዋዕ ክፋል ከተማ ኣስመራ ድምጺ ጠያይት ክስማዕ ዊዒሉ‘ሎ። ሳልሳይ መደበር ፖሊስ ኣስመራ‘ውን ብዕጡቓት ተደፊሩ።

ኣብ ከባቢ ዕዳጋ ዓርቢ ዝርከብ 3ይ መደበር ፖሊስ ኣስመራ ሎሚ ብዝተኻየደ ስርሒት፣ ኣብቲ መደበር ዝነበሩ እሱራት ናጻ ተለቒቖም። ብተወሳኺ ኣብቲ ብተለምዶ ሓድሽ ዓዲ ተባሂሉ ዝጽዋዕ ክፋል ከተማ ኣስመራ ቶኽሲ ክስማዕ ከምዝወዓለ ዓርቢ ሓርነት ዝተባህለ ምንቅስቓስ ካብ ኣስመራ ዝርከቡ ኣባላቱ መልእኽቲ ከምዝበጽሖ ይሕብር ኣሎ።

ኣባላት ዓርቢ ሓርነት ካብ ኣስመራ ሎሚ ወሲኾም ህዝቢ ኣስመራ ሎሚ ሓጎሱ ብሕቡእ ኣብ ቤቱ ኮይኑ ክገልጽ ከምዝወዓለ ይሕብሩ‘ለዉ። ክቡራት ሰማዕትና ንቐጻሊ ምዕባለታት ተኸታቲልና ኣብ ዝቕጽል መደባትና ከነቕርበልኩም ሙዃና ቃል ንኣቱ።


Latest

መቓልሕ ርእሰ ዓንቀጽ:- ብሕታውያን ጋዜጣታት ኣብ ሓደጋ

እዘን መርኣያ ንግስነት ዲሞክራሲያዊ ሃዋህው ሃገርና ኮይነን ዘሎዋ ብሕታውያን ጋዜጣታት ኤርትራ፡ ኣብ ህዝቢ ልዑል ተቐባልነት ረኺበን ምህላወን ናይ...

መበገሲ ጉዳይ ተማሃሮ ዩኒቨርስቲ ጠንቅን ህሉው ደረጅኡን ካብ ጉዱሳት ተማሃሮ

እቲ ፍታሕ ናይ'ዚ ንከኹሉ ሃገራቒ ዘሻቀቓለ ጉዳይ ከተርእየና ዝተጸበናያ ዓርቢ ግን ካልእ ሰብ ዘይተጸበዮን ንከኹሉ ዘሕዘነን ዲፕሎማስያቒ ሃስያ(ውሽጣውን...

Eritrea: ኤርትራ ክውንቲ ክትከውን ካብ ዝወዓሉ ንሎሚ: ቃለ-መጠይቕ ምስ ሚኒስተር ጴጥሮስ ሰለሙን

ኣብ ህዝባዊ ግንባር እቲ ክእለት ዝበሃል ካብ ኣብ ውልቀ-ሰብ ዝያዳ ኣብቲ ውድብ ዝሰረጸ'ዩ” ኣቶ ጴጥሮስ ሰለሙን

ጋዜጣ ሰቲት ዓርቢ ነሓሰ 2001 - ዓሚዲ ንመኻኸር

ናይ ዝመጽእ ዝዀነ ይኹን ሳዕቤን ተሓታቲ መንዩ?ሄለን ዩኒቨርስቲ ኣስመራ ኣነ'ውን ኣብ ኣፈታትሓ ግርጭት ርእይቶይ ክህብ፡-ኣበድ ተስፋይ ኩነታት ከተማ ከረን ከመይ ኣሎቴድሮስ ካብ...

Eritrea: Who is Jermano Nati ~ ተጋዳላይ ጀርማኖ ናቲ መን'ዩ?

The following article was posted on asmarino on May 16, 2004 via Dmsi Harnet (Voice of Liberty)

“ዝመረጽናዮም ሚኒስተራት በብተራ ነፍስ-ወከፎም ንሓደ ዓመት ፕረዚደንት ይኾኑ”

ኣብ ወርሒ ጥሪ 2001 3 ሰባት ዝሓቖፈት ስዊዘርላንዳዊት ጉጅለ ሰራሕቲ ፊልም መጺኣ ነይራ። እቶም ሰባት ኣብ'ዚ ዓውድ'ዚ ተሞክሮታት ዝደለቡ ኮይኖም...