እንታይ ኣእተወካ ሽምካ ተኽፍእ
ብሽም ሓፋሽ: ጸልማት ትዘርእ
መንግስቲ ምስ ሃይማኖት: መንከ ሓውስ በለካ
ዶስ ደስ ኢሉካ: ከተራብሕ በለካ ለኽዓካ
ሕንፍሽፍሽ ክትዘርእ: ዘይሽምካ
ሽም ይመርሕ ጥዋፍ የብርህ: ካብ ኮነ
ናዓ ተመለስ ብእዋነ: ከይጠፍአ ዘርኢ ብርሃነ
ቅዳሕ ከይሓለፈ ንኣቶ ደባስ: ገና መሬት ከይረሰነ
ገብሪኤል ጓንጉል
25 ጥሪ 2012
እንታይ ኣእተወካ ሽምካ ተኽፍእ
ብሽም ሓፋሽ: ጸልማት ትዘርእ
መንግስቲ ምስ ሃይማኖት: መንከ ሓውስ በለካ
ዶስ ደስ ኢሉካ: ከተራብሕ በለካ ለኽዓካ
ሕንፍሽፍሽ ክትዘርእ: ዘይሽምካ
ሽም ይመርሕ ጥዋፍ የብርህ: ካብ ኮነ
ናዓ ተመለስ ብእዋነ: ከይጠፍአ ዘርኢ ብርሃነ
ቅዳሕ ከይሓለፈ ንኣቶ ደባስ: ገና መሬት ከይረሰነ
ገብሪኤል ጓንጉል
25 ጥሪ 2012