Asmarino Fundraising: Because There Is So Much More to Be Done!

ብርሃነ ዘርአ

እንታይ ኣእተወካ ሽምካ ተኽፍእ

ብሽም ሓፋሽ: ጸልማት ትዘርእ

 

መንግስቲ ምስ ሃይማኖት: መንከ ሓውስ በለካ

ዶስ ደስ ኢሉካ: ከተራብሕ በለካ ለኽዓካ

ሕንፍሽፍሽ ክትዘርእ: ዘይሽምካ

 

ሽም ይመርሕ ጥዋፍ የብርህ: ካብ ኮነ

ናዓ ተመለስ ብእዋነ: ከይጠፍአ ዘርኢ ብርሃነ

ቅዳሕ ከይሓለፈ ንኣቶ ደባስ: ገና መሬት ከይረሰነ

 

ገብሪኤል ጓንጉል

25 ጥሪ 2012

 
BLOG COMMENTS POWERED BY DISQUS
 

Videos

Latest Comments

Announcements