ወ/ሮ የሻሸወርቅ ገብረክርስቶስ ብዝሓደረን ሓጺር ሕማም ብቀዳም፡ 24 መጋቢት 2012  ዓ.ም.ፈ. ኣብ ገዝአን ኣብ ከተማ ኦክላንድ፡ ካሊፎርንያ፡ ሕ. መ. ኣመሪካ ብሰላም ዓሪፈን። ወ/ሮ የሻሸወርቅ ብዓልቲ ቤቶም ንነፍሰሔር ኣቶ ኪዳነ ኣድጎይ፣ ጓሎም ንነፍሰሔር ደጃዝማች ገብረክርስቶስ ወልደሚካኤልን፡ ንነፍሰሔር ወ/ሮ ምሕረት ቦኽሩን፡ እየን ኔረን። ንዕአን መንግስተ-ሰማይ የዋርሰን፣ ንደቀንን ንመላእ ቤተ-ሰበንን ዓጽመ-ስግአንን ድማ ጽንዓት ይሃቦም።

ሓዘን ዝግበረሉ ግዜን ቦታን፡-    ካብ ሰኑይ 26 መጋቢት ክሳብ ቀዳም 31 መጋቢት ኣብ
Mourning Time and Place:-     Monday, March 26 – Saturday, March 31
Good Hope Temple
610 55th Street
Oakland, CA 94609

ፍትሓት ዝግበረሉ ዕለትን ቦታን፡-         ሰንበት፡ 1 ሚያዝያ 2012 ሰዓት 12፡30 ድ.ቀ.
Church Service Date and Location:-     Sunday, April 1, 2012, 12:30 p.m.
St. Joseph The Worker
1640 Addison Street
Berkeley, CA 94703
________________________________________
OBITUARY
December 1, 1937 – March 24, 2012

W/zo Yeshashework Gebrekristos passed away peacefully on Saturday, March 24, 2012, at her home in Oakland, California U.S., after a brief illness. W/zo Yeshashework was the wife of the late Ato Kidane Adgoi and daughter of the late Djz Gebrekristos Woldemichael and W/zo Mehret Bokru. May her soul rest in peace! With our deepest condolences to all her family members.

Note: For those who would like to visit the family members, please see the mourning time and place and the church service date and location above. For those who would like to get more information or leave expressions of sympathy by voicemail, call Tel: (510) 450-0391.


Latest

መቓልሕ ርእሰ ዓንቀጽ:- ብሕታውያን ጋዜጣታት ኣብ ሓደጋ

እዘን መርኣያ ንግስነት ዲሞክራሲያዊ ሃዋህው ሃገርና ኮይነን ዘሎዋ ብሕታውያን ጋዜጣታት ኤርትራ፡ ኣብ ህዝቢ ልዑል ተቐባልነት ረኺበን ምህላወን ናይ...

መበገሲ ጉዳይ ተማሃሮ ዩኒቨርስቲ ጠንቅን ህሉው ደረጅኡን ካብ ጉዱሳት ተማሃሮ

እቲ ፍታሕ ናይ'ዚ ንከኹሉ ሃገራቒ ዘሻቀቓለ ጉዳይ ከተርእየና ዝተጸበናያ ዓርቢ ግን ካልእ ሰብ ዘይተጸበዮን ንከኹሉ ዘሕዘነን ዲፕሎማስያቒ ሃስያ(ውሽጣውን...

Eritrea: ኤርትራ ክውንቲ ክትከውን ካብ ዝወዓሉ ንሎሚ: ቃለ-መጠይቕ ምስ ሚኒስተር ጴጥሮስ ሰለሙን

ኣብ ህዝባዊ ግንባር እቲ ክእለት ዝበሃል ካብ ኣብ ውልቀ-ሰብ ዝያዳ ኣብቲ ውድብ ዝሰረጸ'ዩ” ኣቶ ጴጥሮስ ሰለሙን

ጋዜጣ ሰቲት ዓርቢ ነሓሰ 2001 - ዓሚዲ ንመኻኸር

ናይ ዝመጽእ ዝዀነ ይኹን ሳዕቤን ተሓታቲ መንዩ?ሄለን ዩኒቨርስቲ ኣስመራ ኣነ'ውን ኣብ ኣፈታትሓ ግርጭት ርእይቶይ ክህብ፡-ኣበድ ተስፋይ ኩነታት ከተማ ከረን ከመይ ኣሎቴድሮስ ካብ...

Eritrea: Who is Jermano Nati ~ ተጋዳላይ ጀርማኖ ናቲ መን'ዩ?

The following article was posted on asmarino on May 16, 2004 via Dmsi Harnet (Voice of Liberty)

“ዝመረጽናዮም ሚኒስተራት በብተራ ነፍስ-ወከፎም ንሓደ ዓመት ፕረዚደንት ይኾኑ”

ኣብ ወርሒ ጥሪ 2001 3 ሰባት ዝሓቖፈት ስዊዘርላንዳዊት ጉጅለ ሰራሕቲ ፊልም መጺኣ ነይራ። እቶም ሰባት ኣብ'ዚ ዓውድ'ዚ ተሞክሮታት ዝደለቡ ኮይኖም...