``ዘተ ብሓባር ናይ ምሕሳብ ጥበብ ኢዩ።`` ዊልያም ኣይዛክስ (MIT)

*********

ዕድመ ንኹሉ ኤርትራዊ  ቦስቶንን ከባብን፡ ሮድ ኣይላንድን!

ክፉት ምኣዲ ዘተ ምስ ኣባላት

-ዓለምለኻዊ ተበግሶ ኤርትራውያን ንምድንፋዕ ህዝባዊ ምንቅስቓስ/GIEEGM-

- - - - - - - - - -

ብምኽንያት ኣፈርክቡ ኩነታት ሃገር፡ ኣብ ግንቦት 23፡ 2016  ዝተዘርግሐ - ህጹጽ  ጻውዒት  ንኹሎም ኣብ መላእ ኵርናዓት ዓለም ዝርከቡ ኤርትራውያን - ክፉት ዘተ ንምክያድ፡ ተሓባበርቲ ብዝገበርናሎም ዕድመ፡ ጊዜኦምን ድኻሞምን ከይጸብጸቡ፡ ብዛዕባ ሰረታት ምንቅስቓስ (Grassroot movements) ህያው ዝኾነሉ መንገዲ ምሳና ንምዝታይን ንምርድዳእን ይመጹ ከም ዘለዉ ብትሕትና ነበስር።

ክቡራትን ክብርትን ኣጋይሽና፡- 

  1. ፕሮፈሶር ኣርኣያ ደበሳይ

  2. ወ/ሮ ተኽኣ ዮውሃንስ

  3. ኣቶ ተወልደ ስእለ

ቦታ፡- ኣዳራሽ ኤ.ኣ.ሲ.ማ.፡ 590 Shawmut Ave., Roxbury, MA

ዕለት፡- ቀዳም፡ ሓምለ (July) 9፡2016

ሰዓት፡-          6፡00 ምሸት።   

 *** ምእንቲ ኣኽብሮት ኣጋይሽናን ኣዕጋቢ  ዘተን፡ ጊዜ ኣኽ ቢርና ኣብ ሰዓትና  ክንርከብ  ንላቦ።

“I prefer to be a dreamer among the humblest, with visions to be realized, than lord among those without dreams and desires.” Khalil Gibran


ብደሓን ምጹ!