ዘተ ምሰ ኣብ ጅቡቲ ዝርከቡ “ኤርትራዊ ጥርናፈ ንድሞክራሲያዊ ለውጢ” ብዝብል ስም ተጠርኒፎም ዝቓልሱ ዘለዉ መንእሰያት ኤርትራውያን።

ዝኸበርኩምን/ዝኸበርክንን ደቂ ሃገር ..፤ ብቀዳምነት ልዑልን ምዉቕን ሃገራዊ ሰላምታና ይብጻሕኩም/ክን።

እንሆ ሕጂ እውን ብቐጻልነት፡ ንረቡዕ 06.04.2011 ዓ.ም.ፈ፡  ኤርትራውያን መንእሰያት ኣብ ትሕቲ “ኤርትራዊ ጥርናፈ ንድሞክራሲያዊ ለውጢ” ዝብል ስም ተጠርኒፎም ዝቓልሱ ዘለዉ ምስ ህዝቢ ክላለዩን: ኩነታቶም ክሕብሩን ዝከኣሎም ሕቶታት ክምልሱን ኣብ መራኸቢ ብዙሓን (Paltalk)፡ (“Eritrea Etuq Meni’esey Eritrea niDemokrasin Fithin“) ኣጋይሽ ኮይኖም ከምስዩ ታዓዲሞም ኣለዉ።

ክቡራትን ክቡራንን፡ ኣሕዋትን ኣሓትን ደቂ ሃገር፡
ኣብዚ ኣገዳሲ ናይ ዘተ ምሸት: ምሳና ሓቢርኩም ከተምስዩ ብኽብሪ ንዕድም::
እዚ ገዛ „Chat-Room“ ብእዋኑ ክኽፈት እዩ: ምልላይን ዘተን ምስ ኣጋይሽና: ብናይ በርሊን ኣቖጻጽራ፡ ሰዓት 20፡00 pm. (08:00 PM) ክኸውን እዩ።

ብዳሓን ምጽኡ/ኣ ...!!!
ኣብ ኤርትራ ንለውጢ፡ ፍትሕን ደሞክራሲን ክነግስ ካብ እንማያየጥን እንዛተን ግዱሳት ኤርትራውያን፤ ደቂ ሃገር።


Latest

መቓልሕ ርእሰ ዓንቀጽ:- ብሕታውያን ጋዜጣታት ኣብ ሓደጋ

እዘን መርኣያ ንግስነት ዲሞክራሲያዊ ሃዋህው ሃገርና ኮይነን ዘሎዋ ብሕታውያን ጋዜጣታት ኤርትራ፡ ኣብ ህዝቢ ልዑል ተቐባልነት ረኺበን ምህላወን ናይ...

መበገሲ ጉዳይ ተማሃሮ ዩኒቨርስቲ ጠንቅን ህሉው ደረጅኡን ካብ ጉዱሳት ተማሃሮ

እቲ ፍታሕ ናይ'ዚ ንከኹሉ ሃገራቒ ዘሻቀቓለ ጉዳይ ከተርእየና ዝተጸበናያ ዓርቢ ግን ካልእ ሰብ ዘይተጸበዮን ንከኹሉ ዘሕዘነን ዲፕሎማስያቒ ሃስያ(ውሽጣውን...

Eritrea: ኤርትራ ክውንቲ ክትከውን ካብ ዝወዓሉ ንሎሚ: ቃለ-መጠይቕ ምስ ሚኒስተር ጴጥሮስ ሰለሙን

ኣብ ህዝባዊ ግንባር እቲ ክእለት ዝበሃል ካብ ኣብ ውልቀ-ሰብ ዝያዳ ኣብቲ ውድብ ዝሰረጸ'ዩ” ኣቶ ጴጥሮስ ሰለሙን

ጋዜጣ ሰቲት ዓርቢ ነሓሰ 2001 - ዓሚዲ ንመኻኸር

ናይ ዝመጽእ ዝዀነ ይኹን ሳዕቤን ተሓታቲ መንዩ?ሄለን ዩኒቨርስቲ ኣስመራ ኣነ'ውን ኣብ ኣፈታትሓ ግርጭት ርእይቶይ ክህብ፡-ኣበድ ተስፋይ ኩነታት ከተማ ከረን ከመይ ኣሎቴድሮስ ካብ...

Eritrea: Who is Jermano Nati ~ ተጋዳላይ ጀርማኖ ናቲ መን'ዩ?

The following article was posted on asmarino on May 16, 2004 via Dmsi Harnet (Voice of Liberty)

“ዝመረጽናዮም ሚኒስተራት በብተራ ነፍስ-ወከፎም ንሓደ ዓመት ፕረዚደንት ይኾኑ”

ኣብ ወርሒ ጥሪ 2001 3 ሰባት ዝሓቖፈት ስዊዘርላንዳዊት ጉጅለ ሰራሕቲ ፊልም መጺኣ ነይራ። እቶም ሰባት ኣብ'ዚ ዓውድ'ዚ ተሞክሮታት ዝደለቡ ኮይኖም...