Your browser may not support display of this image.መቐጸልታ ናይ’ቲ ብኣባላት ኣሰናዳኢት ሽማግለ ዋዕላ ንዲምክራስያዊ ለውጢ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝካየድ ዘሎ ህዝባዊ ኣኼባታት፡ ብኣቶ ኣሞሃ ደሞኒኮ ምክትል ኣቦ-ወምበር ኣሰናዳኢት ሽማግለ ዋዕላን ኣቶ ተኽላይ ኣብርሃ ኣባልን ወኪልን ኣሰናዳኢት ሽማግለ ዋዕላ ኣብ ሑቡራት መንግስታት ኣመሪካን ዝምራሕ ሰፊሕ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ዋሽንግቶን ዲሲ ንቀዳም ዕለት 5 ሰነ 2010(Saturday June 5/2010)ኽግበር ተመዲቡ ስለ ዘሎ ኩሉ ደላይ ለውጢ ዝኾነ/ት ግዱሳት ኤርትራውያን ኣብዚ ተመዲቡ ዘሎ ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ንኽንሳተፍ ብኽብሪ ንዕደም።

ኣኼባ ዝካይደሉ ቦታ ፡ Nativity Catholic Church

6000 Georgia AVE. N.W

Washington D.C 20011

ዕለት፡ ቀዳም 5 ሰነ 2010

ጊዜ፡ ካብ ሰዓት 7 ናይ ምሸት ክሳብ--------------------------

ንዝያዳ ሓበሬታ 301-674-4181, 202-427-0968

202-320-4865 ንወከስ።

ብደሓን ንምጻእ

ኣሰናዳኢት ሽማግለ ዋዕላ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ።

 

 

 


Latest

መቓልሕ ርእሰ ዓንቀጽ:- ብሕታውያን ጋዜጣታት ኣብ ሓደጋ

እዘን መርኣያ ንግስነት ዲሞክራሲያዊ ሃዋህው ሃገርና ኮይነን ዘሎዋ ብሕታውያን ጋዜጣታት ኤርትራ፡ ኣብ ህዝቢ ልዑል ተቐባልነት ረኺበን ምህላወን ናይ...

መበገሲ ጉዳይ ተማሃሮ ዩኒቨርስቲ ጠንቅን ህሉው ደረጅኡን ካብ ጉዱሳት ተማሃሮ

እቲ ፍታሕ ናይ'ዚ ንከኹሉ ሃገራቒ ዘሻቀቓለ ጉዳይ ከተርእየና ዝተጸበናያ ዓርቢ ግን ካልእ ሰብ ዘይተጸበዮን ንከኹሉ ዘሕዘነን ዲፕሎማስያቒ ሃስያ(ውሽጣውን...

Eritrea: ኤርትራ ክውንቲ ክትከውን ካብ ዝወዓሉ ንሎሚ: ቃለ-መጠይቕ ምስ ሚኒስተር ጴጥሮስ ሰለሙን

ኣብ ህዝባዊ ግንባር እቲ ክእለት ዝበሃል ካብ ኣብ ውልቀ-ሰብ ዝያዳ ኣብቲ ውድብ ዝሰረጸ'ዩ” ኣቶ ጴጥሮስ ሰለሙን

ጋዜጣ ሰቲት ዓርቢ ነሓሰ 2001 - ዓሚዲ ንመኻኸር

ናይ ዝመጽእ ዝዀነ ይኹን ሳዕቤን ተሓታቲ መንዩ?ሄለን ዩኒቨርስቲ ኣስመራ ኣነ'ውን ኣብ ኣፈታትሓ ግርጭት ርእይቶይ ክህብ፡-ኣበድ ተስፋይ ኩነታት ከተማ ከረን ከመይ ኣሎቴድሮስ ካብ...

Eritrea: Who is Jermano Nati ~ ተጋዳላይ ጀርማኖ ናቲ መን'ዩ?

The following article was posted on asmarino on May 16, 2004 via Dmsi Harnet (Voice of Liberty)

“ዝመረጽናዮም ሚኒስተራት በብተራ ነፍስ-ወከፎም ንሓደ ዓመት ፕረዚደንት ይኾኑ”

ኣብ ወርሒ ጥሪ 2001 3 ሰባት ዝሓቖፈት ስዊዘርላንዳዊት ጉጅለ ሰራሕቲ ፊልም መጺኣ ነይራ። እቶም ሰባት ኣብ'ዚ ዓውድ'ዚ ተሞክሮታት ዝደለቡ ኮይኖም...