መን ይንገር ዝነበረ፣ መን የርድእ ዝቐበረ፡

ሓደ ካብቶም ውሑዳት ተረፍ ቅንጸላ ኢሰያስ ዝኾነ መምህር ተስፉ ዘውደ፣ ውዲታትን ገበናትን ህግደፍ ብኸፊል ኣብ ኢንተርነት ከጋልጽ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ገበናት እዚ ስርዓት እዚ ፍጥር ካብ ዝብል እንታይ ከምዝኾኑ፣ እዚ ስርዓት’ዚ ወዲቑ፡ ንዕኡ ዝመስል ምእንታን ከይውለደና እንታይ ዓይነት ቃልስን ዕጥቅን ከም ዘድልየና ንምድህሳስ፣ ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሽኡ፡ መንእሰያት ድማ ብፍላይ ነዚ ዘሎ ተቓውሞ ብኸመይ ከሐይሎን፡ ክመርሖን ከምዘለዎ ንምዝርራብ፡ ብህዝቢ ንዝቐረበ ጠለባት ግብረ መልሲ ንምሃብ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ናይ ህዝቢ ኣኼባ ከካይድ እዩ.

እዚ ከም መቐጸልታ ኣብ ሓያሎ ከተማታት ኣሜሪካ  ከካይዶ ዝጸንሐ ዑደት ኮይኑ፣ ኤርትራውያን ብሓፈሻ፣ መንእሰያት ድማ ብፍላይ ኣብዚ ፍሉይ ኣኼባ እዚ ንኽትሳተፉ ዓለምለኻዊ ምንቅስቓስ መንእሰያት ኤርትራ- ጨንፈር ዋሺንግተን ዲስ ብኽብሪ ትዕድም.

ዕለት፡ ሰንበት ታሕሳስ 06፣ 2009
ሰዓት፡ 3-6ድቐ
ቦታ፡  1503 9th St. NW (9th St. and P St)
Washington DC 20001

ብደሓን ምጹ

ዓለምለኻዊ ምንቅስቓስ መንእሰያት ኤርትራ


Latest

መቓልሕ ርእሰ ዓንቀጽ:- ብሕታውያን ጋዜጣታት ኣብ ሓደጋ

እዘን መርኣያ ንግስነት ዲሞክራሲያዊ ሃዋህው ሃገርና ኮይነን ዘሎዋ ብሕታውያን ጋዜጣታት ኤርትራ፡ ኣብ ህዝቢ ልዑል ተቐባልነት ረኺበን ምህላወን ናይ...

መበገሲ ጉዳይ ተማሃሮ ዩኒቨርስቲ ጠንቅን ህሉው ደረጅኡን ካብ ጉዱሳት ተማሃሮ

እቲ ፍታሕ ናይ'ዚ ንከኹሉ ሃገራቒ ዘሻቀቓለ ጉዳይ ከተርእየና ዝተጸበናያ ዓርቢ ግን ካልእ ሰብ ዘይተጸበዮን ንከኹሉ ዘሕዘነን ዲፕሎማስያቒ ሃስያ(ውሽጣውን...

Eritrea: ኤርትራ ክውንቲ ክትከውን ካብ ዝወዓሉ ንሎሚ: ቃለ-መጠይቕ ምስ ሚኒስተር ጴጥሮስ ሰለሙን

ኣብ ህዝባዊ ግንባር እቲ ክእለት ዝበሃል ካብ ኣብ ውልቀ-ሰብ ዝያዳ ኣብቲ ውድብ ዝሰረጸ'ዩ” ኣቶ ጴጥሮስ ሰለሙን

ጋዜጣ ሰቲት ዓርቢ ነሓሰ 2001 - ዓሚዲ ንመኻኸር

ናይ ዝመጽእ ዝዀነ ይኹን ሳዕቤን ተሓታቲ መንዩ?ሄለን ዩኒቨርስቲ ኣስመራ ኣነ'ውን ኣብ ኣፈታትሓ ግርጭት ርእይቶይ ክህብ፡-ኣበድ ተስፋይ ኩነታት ከተማ ከረን ከመይ ኣሎቴድሮስ ካብ...

Eritrea: Who is Jermano Nati ~ ተጋዳላይ ጀርማኖ ናቲ መን'ዩ?

The following article was posted on asmarino on May 16, 2004 via Dmsi Harnet (Voice of Liberty)

“ዝመረጽናዮም ሚኒስተራት በብተራ ነፍስ-ወከፎም ንሓደ ዓመት ፕረዚደንት ይኾኑ”

ኣብ ወርሒ ጥሪ 2001 3 ሰባት ዝሓቖፈት ስዊዘርላንዳዊት ጉጅለ ሰራሕቲ ፊልም መጺኣ ነይራ። እቶም ሰባት ኣብ'ዚ ዓውድ'ዚ ተሞክሮታት ዝደለቡ ኮይኖም...