ኣብቲ ብዕለት 27 ኮነ ዕለት 28 ዝወጸ ጸረ-ሰልፊ ህ.ግ.ደ.ፍ. ብማሕበርና ዝተንተነ መግሊጺ፣ ኣስማት ከይጠቐስና ኣብ ምንጥጣፍ ሰነ-ጥበባውያን ወይ ዝተሳተፉ ስንኩላት ተጋደልቲ ነበር ዝብል ንናይ ህዝባዊ ሓይልታት፣ ህዝባዊ ግንባር፣ ህ.ግ.ደ.ፍ. ኣባላት ዝነበሩ እንበር፣ ንናይ ካልኦት ውድባትን ውልቀ-ሰባትን ከም ዘይምልከት ብንጹር ንገልጽ። ብተወሳኺ ድማ ብንጹር ንሕብሮ ዳህሰሳና፣ ነቶም ኣብ ከባቢ ዳርምሽታትን ኣብ ውሽጢ እታ ከተማ ወሲኽካ ዘሎ ጸብጾብ ከም ዝኾነ ንሕብር።
 
መታን ንምሉእ ሓበሬታ ከምቲ ኣብ ናይ ሽቱትጋርት ዝተኻየደ ናይ ዕለት 20.02.2010 ዝተበጽሐ ስምምዕ፣ ኩለን ከተማታት ኣብ ሃገረ ጀርመን ዝርከባ፣ ናይቶም መሳርሒ ህ.ግ.ደ.ፍ. ዝኾኑ፣ ጸብጻባት ኮነ ቁጽሮም ሓርፋፍ ገምጋም ክሕዛ ከም ዘለወን ንሕብር። ኣብ ሃገረ ጀርመን ኮነ ኣብ ካልኦት ሃገራት ብሓፈሽኡ፣ ብጉዳይ ሃገር ንስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ. ነጺጎም ዑቕባ ዝሓተቱ፣ ህ.ግ.ደ.ፍ. ደጊፎም ይኹን ብንጹር ኣይተረደኣናን በሃልቲ ተሳተፍቲ ሰልፊ ምስ ኩሉ ዕጥቆም ነቲ እገዳ ክግበረሉ ዝተመሓላለፈ ውሳኔ ናይ ጸጥታ ቤት ምኽሪ ክጻረሩ ዝወጹ ኩሎም ተሓተቲ ምዃኖም ጭቡጥ ሓበሬታት ብስእሊ ዝተሰነየ ጭብጥታት ከም ዘለና ንሕብር።
 
መሰል ዑቕባ ሓተቲ ክኽበር ስለ ዘለዎ፣ ነቲ ናይ መሰል ጉንዖ ዝጻረር ዝኾነ ይኹን ተግባር ክንምክቶ ከም ዝኾና ብትሕትናን ብቕሉዕን ንሕብር። ኩሎም ምስ ህ.ግ.ደ.ፍ. ብገንዘብ ዝተሓባበሩ፣ ከም ጸረ-ሽበራ ተግባር ስለ ዝተመደበ፣ ብመጨቆን ሕብረተ-ሰብና ዝወጽእ ገንዘብ፣ ምዕጣቕ ግብረ ሽበራ ተባሂሉ ክንበብ ኣለዎ።
 
ኣብ ሄሰን ሲቪላዊ ማሕበር ኮነ ሲቪካዊ በርገሳዊ ትካል።
 
Bürgerliche Gesellschaft für die eriträische Gemeinde in Hessen.
01.03.2010  

 


Latest

መቓልሕ ርእሰ ዓንቀጽ:- ብሕታውያን ጋዜጣታት ኣብ ሓደጋ

እዘን መርኣያ ንግስነት ዲሞክራሲያዊ ሃዋህው ሃገርና ኮይነን ዘሎዋ ብሕታውያን ጋዜጣታት ኤርትራ፡ ኣብ ህዝቢ ልዑል ተቐባልነት ረኺበን ምህላወን ናይ...

መበገሲ ጉዳይ ተማሃሮ ዩኒቨርስቲ ጠንቅን ህሉው ደረጅኡን ካብ ጉዱሳት ተማሃሮ

እቲ ፍታሕ ናይ'ዚ ንከኹሉ ሃገራቒ ዘሻቀቓለ ጉዳይ ከተርእየና ዝተጸበናያ ዓርቢ ግን ካልእ ሰብ ዘይተጸበዮን ንከኹሉ ዘሕዘነን ዲፕሎማስያቒ ሃስያ(ውሽጣውን...

Eritrea: ኤርትራ ክውንቲ ክትከውን ካብ ዝወዓሉ ንሎሚ: ቃለ-መጠይቕ ምስ ሚኒስተር ጴጥሮስ ሰለሙን

ኣብ ህዝባዊ ግንባር እቲ ክእለት ዝበሃል ካብ ኣብ ውልቀ-ሰብ ዝያዳ ኣብቲ ውድብ ዝሰረጸ'ዩ” ኣቶ ጴጥሮስ ሰለሙን

ጋዜጣ ሰቲት ዓርቢ ነሓሰ 2001 - ዓሚዲ ንመኻኸር

ናይ ዝመጽእ ዝዀነ ይኹን ሳዕቤን ተሓታቲ መንዩ?ሄለን ዩኒቨርስቲ ኣስመራ ኣነ'ውን ኣብ ኣፈታትሓ ግርጭት ርእይቶይ ክህብ፡-ኣበድ ተስፋይ ኩነታት ከተማ ከረን ከመይ ኣሎቴድሮስ ካብ...

Eritrea: Who is Jermano Nati ~ ተጋዳላይ ጀርማኖ ናቲ መን'ዩ?

The following article was posted on asmarino on May 16, 2004 via Dmsi Harnet (Voice of Liberty)

“ዝመረጽናዮም ሚኒስተራት በብተራ ነፍስ-ወከፎም ንሓደ ዓመት ፕረዚደንት ይኾኑ”

ኣብ ወርሒ ጥሪ 2001 3 ሰባት ዝሓቖፈት ስዊዘርላንዳዊት ጉጅለ ሰራሕቲ ፊልም መጺኣ ነይራ። እቶም ሰባት ኣብ'ዚ ዓውድ'ዚ ተሞክሮታት ዝደለቡ ኮይኖም...