"ብዓርቢ ዕለት03/07/2015 ዓ.ም ኣብ ኣርባዕተ ኣስመራ ክፈርስ ካብ ዝወዓለ ገዛውቲ ዝተላዕለ ስእሊ ኢዩ። ክሳብ ከባቢ 50 ዝኸውን ኣባይቲ ፈሪሱ ኣሎ። ሕጂ ክኣ ንሕምብርቲ ገጹ ይሰግር ኣሎ'ሞ ተገዲስካ ኣብጽሓልና: ፖስት ግበረልና ይብሉ ኣለዉ። ንሚስጥራውነቱ ማለት ንድሕነተይ ስመይን ኣድራሻይን ዓቅበለይ።"