ጸሃይ ጉልብብቲ  ደርጊ ስና ውቅጥቲ ንገለ መርገም ንገለ ግን ምርቓ’ዩ እግሪእግርኺ ዘታቲ።   ከመይ’ሲ ናይ ቀደም ዛንታኺ ላዕሊ ውሻጠኺ ሕዛእቲ ልብኺ...

ሕድሪ ተሰኪመ፡ እንተነቒለ ከብጽሕ መልእኽቲ እዋን ወገግ ከይበለት የስፍል መንገዲ። እሞ ምናልባት ደመና ተሸፊኑ ጽላሎት ኣብ ጎድነይ ክዓልብ እንተጀሚሩ፡
Show more post