Asmarino Fundraising: Because There Is So Much More to Be Done!

 

Asmarino | Eritrea: መደረ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ቀጥታ ካብ ሚለንዩም ኣደራሽ

Video
AI Staff 2018-07-15
መደረ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ቀጥታ ካብ ሚለንዩም ኣደራሽ

Asmarino | Eritrea: Abeba Tesfaghiorgis መልእኽቲ ብዛዕባ ዘለናዮ ኩነታት

Video
Abeba Tesfaghiorgis 2018-07-15
ክቡር፡ ዉጽዕ፡ ግዱዕ ህዝቢ ኤርትራ፡  ሕጂ ግን እቲ ኩናት ናይ ዶብ ከም ዘይነበረ ብዘይኣዋላውል ተራጋጊጹ። ዶክቶር ኣብይ ኣሕመድ ሰላም ኢና ንደሊ፡ ናይ ኣልጀርስ ስምምዕ ከም ዘለዎ ንቅበሎ...

Asmarino | Eritrea: Ogbai Ghebremedhin ድሕሪ ኣጽናቲ ፈኸምታ ጽልኢ ዳንኬራ ሓዲስ ፍቕሪ መዓልቦኡ ኣበይ!!!

Video
ዑቕባይ ገብረመድህን 2018-07-13
ድሕሪ ስምምዕ 2000 ዓም ሽዑ ንሽዑ ሰላም ኮይኑ ምስ ኢትዮጵያ ናብ ንቡር ክንምለስ ዘይተተስፈወ ሰብ ኣይነበረን። ከምቲ ሓደ ገዲም ጥዩስ ተጋዳላይ ክተት ምስ ተባህለ “ደሓን ሕጂ ክንከትት ኢና፡...

Asmarino | Eritrea: "ሕሳብና ንግበር" ቃል ሓርበኛ ሃይለ ወልደትንሳኤ (ድሩዕ)

Video
መኮነን ተስፋይ 2018-07-06
ድሕሪ ስምምዕ 2000 ዓም ሽዑ ንሽዑ ሰላም ኮይኑ ምስ ኢትዮጵያ ናብ ንቡር ክንምለስ ዘይተተስፈወ ሰብ ኣይነበረን። ከምቲ ሓደ ገዲም ጥዩስ ተጋዳላይ ክተት ምስ ተባህለ “ደሓን ሕጂ ክንከትት ኢና፡...

Asmarino | Eritrea: Abeba Tesfaghiorgis እንተተዓቆርካስ ትሰምዕ ድኣ

Video
Abeba Tesfaghiorgis 2018-07-02
ክልተ መዓልቲ ኣቢሉ ይገብር፡ ኣብ ኢንተርነት ብደምቤታት ኤርትውያን ሸፈፍ ኢለ ክሓልፍ ከለኹ፡ ኣብ ቅድሚት ታክሲ ተሰሪዔን፡ ሰብ ዘወር ዘውር እናበለ ክማሓላለፍ ዝርኣየሉ ቪድዮ ናይ ...

Eritrea: ቕሰኑ ትብሉናስ... ከመይ ኢልና ክንቐስን... ቀሺ ዘነበ ሃይለ

Video
AI Staff 2018-07-02
ቕሰኑ ትብሉናስ... ከመይ ኢልና ክንቐስን...

Eritrea: ጸጋ ሓርነትን ፍትሕን ካብ ኣተሓሳስባ`ዩ ዝውለድ!!!

Video
ዑቕባይ ገብረመድህን 2018-07-01
ኣብ ህይወት ዘሎ ሰብ ግድን ይሓስብ፣ ሓሳብ ብቓል ይልለ፣ ቃል ኣብ ግብሪ ምስ ተተርጐመ ኸኣ ህያው ይኸውን። ምሕሳብ ዘየቐድም ቃል፣ ብቓል ዘይትለም ግብሪ ፍጹም ኣይህሉን። እምበኣር፡ ጸጋ...

Videos

Latest Comments

Announcements