Asmarino Fundraising: Because There Is So Much More to Be Done!

 

Eritrea: Sacttism ኣብ ጸላም ዝጸልመቱ ከዋኽብቲ… ~~ እድሪስ መሓመድ ዓሊን ብጾቱን

Video
AI Staff 2018-05-16
ድሕሪ ናጽነት ኣብ ውሽጢ 7 ሳምንታት፡ ካብ ገገዝኦምን መሳጊድን ተተሓኒቖም፡ ካብ ዝጠፍኡ ሃይማኖታውያን ኣቦታት ሓደ፡ ኣብ ከረን ቃዲን ኡስታዝን ቤት ትምህርቲ መሓድ ዝነበሩ ሓጂ መሓመድ...

Eritrea: Abeba Tesfaghiorgis ~~ ኣደይ ሓረጉ ዖቁባዮውሃንስ

Video
AI Staff 2018-05-16
ኣደይ ሓረጉ ዖቁባዮውሃንስ ክብርቲ ዋላዲተይ ኣቲ ፈቃር ኣደይ፡ ዓዲ እግዚኣብሄርኪ ካብ ትኸዲ ሓያለይ ዓመታት ኮይኑ፡ ጊዜ እንታይ ኣለዎ ይሓልፍ ይጎይ፡ ድቅስ ተንስእ ውጉሕ ዕርብ ኮ...

Eritrea: Amanuel Sahle - Human Rights ~~ መስል ወዲ ሰብ ኣማኑኤል ሳህለ

Video
AI Staff 2018-05-15
መለኮታዊ ሓይሊ ስለ ዘሎኒ ማንም ከይትክፈኒ ይብል ነይሩ። ሻማን ዚብሃሉ መራሕቲ ማሪታዊ ሃይማኖት ድማ እቲ መራሒ ካብ ኣምላኽ እተቐበሎ ምሉእ ናይ ምንባርን ምግባትን ምዝራፍን ምእስራን...

Eritrea: Sacttism - ሉኡላዊነት ሃገር ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ዘውረደ፡ ደረት ኣልቦ ጉጅለ (ዲፕሎማሲያዊ ኣምራት 1ይ ክፋል)

Video
AI Staff 2018-05-14
ስለዚ፡ ኣብ ዝሓለፈ ርብዒ ዘመን፡ ዲፕሎማሲያዊ ዝምድናታት “ሃገረ ኤርትራ” ክንብል እንከለና፡ ብሓጺሩ ዲፕሎማስያዊ ዝምድናታት ኢሳይያስ፡ ተስፋልደት፡ ቻርሊ፡ ማንኪን ኪሻን ማለትና...

Eritrea: Sacttism - ተስፋ ሚሊዮናት ዝመጸዉ ቢሊዮነራት (ሰነዳት ዕደና ወርቂ ዛራ) 2ይ ክፋል

Video
AI Staff 2018-05-11
ሓጎስ ኪሻ ከኣ ረቢሖም ከርብሑ ዝኽእሉ፡ ብኣዚዩ ስቱር መገዲ ዝንቀሳቐሱ፡ ኣብ ዕደና ተሞኩሮ ዘለዎም፡ ወጻእተኛታት ብምምጻእ፡ ኣብ ውሽጢ ዓዲ ከኣ ብፍላይ ኣብ ልቸንሳን ፍቓድ ዋኒንን ...

Eritrea: Sacttism - ተስፋ ሚሊዮናት ዝመጸዉ ቢሊዮነራት

Video
AI Staff 2018-05-09
ህልው ኩነታት ቤት ማእሰርቲ ማይስርዋ ት)

Videos

Latest Comments

Announcements