Lost Password? Register
Member Area
 
ተቐማጦ ዋሽንግቶን ዲሲን ከባቢኣን ፡ ንድምጺ መሰልና ንምድንፋዕ $2825.00 Print E-mail
Tuesday, 05 June 2007

ዝኸበርኩም ኣዳልወቲ መሰልና ደሊናን ኣዝማሪኖን

ንሕና ተቐማጦ ዋሽንግቶን ዲሲን ከባቢኣን ምስ ኣባላት ኤምዲሰመ ብምዃን ኣብ ቀዳምይ እግሪ ዘዋጻእናዮ $2825 ንሰደልኩም ኣሎና። ነዚ ክውን ንኽወን ንዝተሓጋገዙ ሰባት ድማ ብልቢ ነመስግን።

ሽማግለ ወፈያታት ድምጺ መሰልና ደሊና ዋሽንግቶን ድሲን ከባቢኣን።

 
< Prev   Next >

Advertisement