|
ኣብ ከተማ ቦስቶን፡ ብቀዳም ግንቦት 5 2007፡ ንድምጺ መሰልና ንምድንፋዕ $1300.00 |
|
|
|
Tuesday, 15 May 2007 |
|
ግንቦት 10, 2007
ዝኸበርኩም
ኣዝማሪኖ ዳት ካምን
ድምጺ መሰልና ደሊናን
አቐዲምና ሰልማታ ነቕርብ፡ ኣስዒብና ድማ ኣብ እተካይድዎ ዘለኹም ሃገራዊ ስርሓት ኣሳልጦ ንምነ።
ኣብ ከተማ ቦስቶን፡ ብቀዳም ግንቦት 5 2007፡ ብሓልዮት ኤርትራውያን ደ/ኣ፡ ንድምጺ መሰልና ንምድንፋዕ ዝተኻየደ መደብ ናይ
ገንዘብ ደላባ ምሸት፡ ኩሉ ውጽኢታቱ ሸፊኑ፡ ዝተረኽበ እቶት $1300.00 ንሓገዝ ንሰደልኩም አለና።
ክብርን ዝኽርን ንሰማእታትና!!
ዓወት ንደሞክራስያዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ!!
የቐኔልና
ቦስቶን
|