| ደምበ ተቓውሞ |
|
|
| Monday, 10 March 2008 | |
ህዝባዊ ምልክታ ብሓባራዊ ኮምሽን ምምስራት ስለፊ
ሓባራዊ ሰልፊ ምቛም ኮሚስዮን ኩሎም ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ዝርከቡ ናይቲ ዝቐውም ሰልፊ ሕጹያትን ካልኦት ኣባላት ክኾኑ ሓሳብ ዘለዎምን ዝያዳ ሓበሬታ ዝደልዩን ኮንፈረንስ ከካይድ ምኻኑ ብትሕትና የፍልጥ።