| CIVICSPACE |
ሃገራዊ ጸሎት ፣ ሃገራዊ ሓድነት የምጽእ!

Eritrean Youth Meeting
The Eritrean Youth is pleased to announce its 1st meeting on " What is our Share" will be held in May 17, 2008 in the beautiful City of Washington, DC at the District of Columbia Government - Reeve Center . EYR is very enthusiastic about help received by District of Columbia Government in hosting the " THE ERITREAN YOUTH GENERAL MEETING".
ምቅንጃው ገድሊ (ሳልሳይ ክፋል)
እዚ ጽሑፍ ብዮሴፍ ገብሪሂወት፡ ብቛንቛ እንግሊዘኛ፡ ኣብ ኣስማሪኖ ዳት ኮም ብዕለት 12 መጋቢት 2008 ዝተዘርግሐ እዩ። ብዙሕ ክትዓት ከላዕል ከምዝጸንሐ’ውን ይፍለጥ። ካብ ዝተፈላላዩ ወገናት ናብ ቛንቛ ትግርኛ ንኽትርጎም ዝጠልብ ጻውዒት ክውሕዙ ጸኒሖም እዮም። ነዚ ጠለብ’ዚ ንምምላእ ድማ፡ ተተርጉሙ በብዕለቱ ኣብዚ ዓምዲ እዚን ኣብ ዓምድታት ኤለትሮኒካዊት ጋዜጣ መሰለይን ክቐርብ እዩ። ኣብ ምትርጓሙ ከጋጥሙ ንዝኽእሉ ጌጋታት፡ ኣዳለውቲ ጋዜጣ መሰለይ ብሓላፍነት ይሕተቱ።
Call for a peacefull demonstration in protest against forced deportations to Eritrea
Eritrean for Democracy and Human Rights (EDHR) is closely following developments in the Swedish asylum praxis towards Eritrean asylum seekers. EDHR is also aware of plans underway to forcibly return many ‘rejected’ Eritrean asylum seekers to Eritrea and contacts between the Migration authorities and the Embassy of Eritrea which has already began issuing passports/travel documents to facilitate deportation of a number of ‘rejected’ Eritrean asylum seekers.
Press Release
NECS-Europe delivered its message to the EDA Congress.
African man's instincts led to death on Dallas freeway, putting family on the edge
12:00 AM CDT on Sunday, May 4, 2008
ምምላስ ኣቶ ናይዝጊ ክፍሉ ካብ ለንዶን ናብ ኤርትራ
ኣቶ ናይዝጊ ክፍሉ ብትእዛዝ መንግስቲ ኤርትራ ናብ ኤርትራ ከምዝምለስ ንሰብኣዊ መሰላት ዝጣበቕ፡ ሓልዮት ሰብኣዊ መሰላት- ኤርትራ ዝባሃል ማሕበር ገሊጹ። ምንጭታት ከምዝሓበርዎ ኣቶ ናይዝጊ ብምክንያት ኩነታት ጥዕንኡ ናብ ኤርትራ ክምለስ መደብ ከምዘይነበሮን፡ እዚ ናይ ሕጂ ናይ ምምላስ ትእዛዝ ድማ ሃንደበት ሙዃኑ እቶም ምንጭታት ሓቢሮም።
መልእኽቲ ንጉባኤ ኪዳን
ናብ
Radio Meftih: May 1st, 2008
To read latest issue of Meftih newspaper or listen Radio Meftih visit our website:
Eritrean Asylum-seeker Deported
Further Information on UA 46/08 (21 February 2008) and
ስርዓት ህግደፍ ንመነኮሳት ተዋህዶ ኣሲሩ ንዊዓ ኣውሪድዎም
መንግስቲ ህግደፍ፣ ንኣበምኔት(መራሒ)ገዳም ኣቡነ መርቆሬዎስ ምስ ሰዓብቶም ፈለስቲ፣ ተማሃሮን ዲያቆናት ዝርከብዎም ናብ ቤት ማእሰርቲ ዊዓ ወሲድዎም ኣሎ። እዞም ገዳማውያን ኣቦታት፡ ብዘይካ ኣብ ጸሎትን ምህልላን ኣብ በዓትታት ቆጽሊ በሊዖም ዝነብሩ እምበር ምስ ዝኾነ ምትሕሓዝ ዘይብሎም ዓለም ዝመነኑ ቅዱሳን እዮም።
A message of support from Chairman of Eritrean Nahda Party
Join in the 24-hour online demo against Internet censorship
Wednesday 12 March
ምሸታዊ መደብ ኣብ ሎንዶን - ዓባይ ብሪጣንያ أمسية سياسية بالمملكة المتحدة- لندن
ኣብ ሎንዶን ንርከብ ተቃወምቲ ሓይልታትን በርጌሳዊ ማሕበራትን ብ ምኽንያት
ናይ ድራር ዕድመ ንውጉኣት ሓርነት፤ ኣብ ሃገር ስወደን።
ዝኸበርኩም ኣሕዋት ብሓበራ።
ኤርትራዊ ህጻን ወዲ 6 ዓመት ሺሻይ ግርማይ ሃይለ ብዘይ ወለዱ ኣብ ትሕቲ ወትሃደራዊ ሓለዋ ኣትዩ። ኤርትራውያን እንታይ ኢዩ እጃምና?

ኤርትራውያን ካብታ ንልዕሊ ኣስታት ሓደ ሚእቲ (100) ዓመት ፖለቲካውን ብረታውን ቃልሲ ኣካይዶም ነጻነት ዘልበስዋ ሃገሮም ካብ መግዛእቲ ዝፈጠሮ ናብራ ስደት ተገላጊሎም ናብታ ተቓሊሶም ብዝኸፈልዎ መስዋእቲ ግምጃ ነጻነት ዘልበስዋ ሃገሮም ከም ባህጎምን ትጽቢቶምን ናብ ዝፈትዉዎ ህዝቦም ናብቲ ብፍቕሪ ዘስተማቕርዎ መሬት ዓዶምን ተመሊሶም ክነብሩ ብዘይምኽኣሎም ይትረፍ ነቶም ካብ ሃገር ዝወጹ ዘለዉ መንእሰያት ነቶም ጌና ኣብ ናብራ ስደት ከርተት ዝብሉ ዘለዉ ኤርትራውያን ሃገራውያን ኣካይዳ ምምሕዳር ህግደፍ ኣረኻኪብሎም።
ካብ ዝበኢ ዶ ዓጽሚ
ኣብ’ዚ ቅንያት ካብ ጉጅለ ህግደፍ: ያኢ ካብ በዓል ጃንዳ ኢሳያስ፡ ሓድ ሓደ መፍቲሕታት ከምዝተረኽበ ዘምስሉ ዝናፈሱ ወረታት ኣብ ገለ ገለ ናይ ኤርትራውያን መርበብ ሓበሬታት ንነብብ ኣለና፡፡ እቶም ወረታት
AMNESTY INTERNATIONAL URGENT ACTION APPEAL (Jamil Mohammad Burhan )
PUBLIC AI Index: EUR 42/001/2008
ልኡኽ መኸተ እምበር ብህዝቢ ተመከተ!
ብዕለት 16 የካቲት 2008 ኣብ ከተማ ሳንድየጎ፡ ብኣገልጋልነት ክልተ ጨቆንቲ ስርዓታት (ደርግን፡ ህግደፍን) ዝላደየ፡ እናሰምዐ ዝጸመመ እናፈለጠ ሰባት ንገደል ዝመርሕ፡ ትማሊ ኣሕዋቱን ኣካላት ቤተሰቡን ከም ሳልሳን፡ ዓሳን ኣብ ኮንተይነራት ተዓሺጎም እናትሳቐዩ ሓዲግዎም ከም ዘይመጸ፡
Asmara refuses to receive Azhar University mission
GIC
ሽማግለ (ሲቪካዊ ማሕበር) «ምንቅስቓስ ሕብርት ኤርትራውያን» ኣብ ኖርወይ ብቐዳም ዕለት 08.02.2008 «ንናይ ዓዋተ ዲፈንስ ፋንድ» ብዝምልከት፡ ህጹጽ ኣኼባ ኣካይዱ፡፡
ኣብዚ ኣኼባ`ዚ ሽማግለ ብሙሉእ ድማጺ ንዓዋተ ዲፈንስ ፋንድ፡ ኣብ ጎኑ ደው ንኽብልን ብዓቕሙ ድማ፡ «ቁጠባውን ሞራላውን» ሓገዙ ንኸበርክት ወሲኑ። በዚ ኣጋጣም`ዚ ድማ ማሕበርና ኣብ ኖርወይ ኮነ፡ ኣብ ካልእ ሃገራት ንዝነብሩ ደለይቲ ”ፍትሒ” ዝኾኑ ኩሎም ሃገራውያን ብዘለዎም ዓቕሚ ሞራላዊ ኮነ ቁጠባዊ ደገፎም፡ ንኸበርክቱን ንኽተሓባበሩን ጻውዒቱ የቕርብ ።
Issays’s hypocrisy concerning Anti-Americanism
One of the political deceptions which the public should know about is Issays’s hypocritical anti-Americanism. The story of Issays’s connection with the CIA goes back to April 1970 and to the Kagnew, US. base, in Asmara.
Eritrean Refugees Help Initiative
The Eritrean community in Paltalk started this noble initiative to help the forgotten and helpless Eritrean refugees in Sudan. A group of well meaning Eritreans started the idea, and instead of always talking about problems, why can’t we do something positive to alleviate the problems of some of our brothers and sisters, who are still suffering in places like Sudan and Ethiopia. Since we are a small group, we decided to focus on the refugees in Sudan for now.
መኸተ ንረብሓ መን ?
ህዝቢ ኤርትራ ብሓባር ነቲ ካብ ዝባኑ ከዉርዶ ግድነት ዝነበረ ባዕዳዊ መግዛእቲ ኣብ ምልጋስ መኪቱ ስለ እተቃለስ፣ ብዉጽኢት መኸትኡ ልዑላዉነት ሃገር ብምርግጋጽ ህዝቢ ካብ ባዕዳዊ መግዛእቲ ተገላጊሉ ሓራ ከምዝኸዉን ጌሩ ኢዩ፣ ኮይኑ ግን ኣብ’ዚ አዋን’ዚ ኣብ ዘስካሕክሕ ብደቂ ሃገር ዝዝወር ዉሽጣዊ መንግስቲ ጥሒሉ ብዉልቀ መላኺ ሃገር ከምዘይሓልፍ ትሕመስ ኣላ፣
ኩሉ ኤርትራዊ ዜጋ ብዓይኒ ሕልና ክጥምቶን ክምልሶን ዝግባእ እዋናዊ ሃገራዊ ሕቶታት!
ኣቐዲምና: ብዝተፈላለየ ምኽንያታት ክንረአአን ተራኺብና ብእንናፍቖም ኣርእስታት ክንዛተ ዘይከኣልና ዝኸበርኩም ኤርትራውያን ኣሕዋትን ኣሓትን ቦስቶንን ከባብን ከመይ ኣሎኹም? ዕለታዊ ህይወትኩም ብዓወትን ቅሳነትን ይስነ ኪህሉ ምንዮትና ንገልጸልኩም።
[Video: 4ይ ክፋል] እታ መንእሰይ: ምስክርነት ብዘማሪት ሄለን ብርሃነ
ዕላማ ናይዚ ምስክርንት: ነቶም ኣብ ኤርትራ ኣብ ብዙሕ ጸበባ ዝረከቡ ኣሓዋትና ንምጽንናዕን: ንቶም ኣብተዛማዲ ርጉእ ክነታት ንርክብ የሓዋቶም ሓላፍነትና ንምዝካርን'ዩ
NECS Urged EU to take President Issias to task over the gross human rights abuse in Eritrea.
(Lisbon 7-12-07)
Representatives of the Network of Eritrean Civic Societies in Europe (NECS - Europe) urged The European Union to strengthen its call for the respect of human and democratic rights in Eritrea.