Lost Password? Register
Member Area
 
ሑመድ ኩሉ ዝተባህለ ላዕለዋይ ሓለፊ ኤምባሲ ሶርያ ኣብ ለንደን ዑቕባ ሓቲቱ Print E-mail
Monday, 21 January 2008
ኣቶ ሑመድ ኩሉ ዝተባህለ ተጸዋዒ ቆንስላዊ ጉዳያት ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ሶርያ ንመንግስቲ ኤርትራ ብምርሕራሕ ኣብ ዓባይ ብርጣንያ ዑቅባ ከምዝሓተተ ገዳብ ኒውስ ሓቢሩ። ኣቶ ሑመድ ንኣስታት ሹድሽተ ዓመታት ኣብ ስርያ ከምዘገልገለ እቲ ዜና ኣፍሊጡ። ኣቶ ሑመድ ኣባል ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ-ኣተነዚመ ኣልሙውሃድ ዝፍለጥ ውድብ ምንባሩን ካብቶም ድሕሪ ናጽነት ሰልፎም ብምፍራስ ናብ መንግስቲ ኤርትራ ዝተጸንበሩ ኣባላት ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ሙዃኑ እቲ ሓበሬታ ኣፍሊጡ።
 
< Prev   Next >

Advertisement