|
Tuesday, 12 June 2007 |
6/6/07
ናብ
ዝኸበርኩም ኣዳለውቲ ድምጺ መሰልና ደሊና
ኣብቲ መዓልታዊ ጻዕሪ ኣንጻር ድክተታራዊ ስርዓት ህግደፍ ትገብርዎ ዘለኹም ጻዕሪ እንዳ ደገፍና ንሕና ኤርትራውያን ተቐማጦ
Charlotte, North Carolina ከምቲ ህዝቢ ኤርትራ ዘበርክቶ ዘሎ እጃምና ነበርክት ኣለና $1850.00 ንሰደልኩም
ቀጻሊ ክኸውን ተስፋ ንገብር
ካብ ተቐማጦ ህዝቢ Charlotte, North Carolina
|
|
Read more...
|