Lost Password? Register
Member Area
 
Headline
  • Pause
  • Previous
  • Next
1/10
ሰበስልጣን መንግስቲ ኤርትራ ናብ ሱዳን መገሻ ብዝምልከት ሓድሽ እገዳ ኣውጺኡ። መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ናብ ሱዳን ንዝገሹ ኤርትራውያን ዝምልከት ሓድሽ እገዳታት ከምዘውጸአ መርበብ ሓበሬታ ኣዱሊስ ዳት ካም ሓቢሩ። ዝኾነ ናብ ሱዳን ዝገይሽ ኤርትራዊ ፓሰፖርትን ናይ መውጽኢ ቪዛ (exit Visa) ክህልዎ ከምዘለዎ ብምባል ነቲ ምንቅስቃስ እገዳታት ይገብሉ ኣሎ። እዚ ሓድሽ መስርሕ ነቲ ዝነበረ ብመንነት ወረቀት ጥራሕ ምንቅስቓስ ከምዝሰረዞ ይፍለጥ። እዚ እገዳ ነቶም ኣብ ሱዳን ዝነብሩ ኤርትራውያን’ውን ከምዝምልከት እቲ መርበብ ሓበሬታ ብተወሳኪ ሓቢሩ።
Read more...
 
ዜና ደሊና
ዶክተር ጀንዳየ ፍሬዘር ምስ ደምበ ተቛውሞ ትራኸብ

ብኣቶ ኣድሓኖም ገብረማሪያም ትምራሕ ሓሙሽተ ዝኣባላታ ወኪል ደምበ ተቛውሞ ምስ ጸሓፊት ወጻኢ ጉዳያት ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ፡ ዶክተር ጀንዳየ ፍሬዘር፣ ብዕለት 21 ሚያዝያ 2008 ተራኺቦም ተዘራሪቦም ክብል ዓዋተ ዳት ኮም ሓቢሩ።

 

Human Rights
ኤርትራ: 2006 ክብሪ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ብሓደ ሰልፊ እትመሓደር ብ1993 ዓ.ም. ብድምጺ ህዝባ ነጻነታ ካብ ኢትዮጵያ ዝወጸት ሃገር እያ። እቲ ቅድም ብህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ዝፍለጥ ዝነበረ፡ ሎሚ ህዝባዊ ግንባር ንዲሞክራስን ፍትሕን (ህ.ግ.ደ.ፍ.) ዝበሃል ሰልፊ ካብ 1991 ጀሚሩ ነታ ሃገር ንብሕቱ ተቛጺጺርዋ ዝርከብ ሰልፊ እዩ።ፕረዚደንት ሃገር ኢሳያስ ኣፈወርቂ ናይ ህ.ግ.ደ.ፍ መራሕን፡ ናይ ሃገራዊ ባይቶን ኣቦ መንበርን፣ ናይ ሰራዊት ጠቕላሊ ኣዛዚ እዩ። እቲ መንግስቲ በብእዋኑ ፐረዚደንታውን ሃገራውን ባይቶ ምርጫ ደጋጊሙ ከመሓላልፍ ይርአ። ስለዚ ሃገራዊ ምርጫ ተኻይዱ ኣይፈልጥን እዩ። ምስ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ናይ ዶብ ዘይምስምማዕ ሽግር ንምፍታሕ ብኣህጉራውያን ትካላት ሽምግልና እኳ እንተተፈተነ እቲ ጉዳይ ጌና መፍትሒ ኣይረኸበን ኣሎ። እዚ ጉዳይ እዚ ንናይ ኤርትራ ኣህጉራዊ ንግድን፡ ናይ ወጻኢ ዝምድናታትን ብኣሉታ ጸሊይዎ ይርከብ። ከምኡውን ነቲ መንግስቲ በርገሳዊ መሰላት ንምዕጋት ምኽንያት ኾይንዎ ኣሎ።
 
ኣውያት
ህጹጽ መጸዋዕታ ንኹለን ኤርትራውያን ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ትካላት ብሰንበት 5 ነሓሰ፡ ልዕሊ 120 ዝኾኑ ኤርትራውያን ሒዛ ናብ ጣልያን ትጎዓዝ ዝነበርት ጃልባ፡ ኣብ ጉዕዞ ባሕሪከላ ብዘጋጠማ ብልሽት ናይ ርዳእ መልእኽቲ ናብ ኩለን ከባቢ ሃገራት ተሰዲዱ። ጸጥታ ናይ ሊብያ ተቐላጢፉ ነዞም ሰባት ጠሊፉ ኣብ ገማግም ባሕሪ ናይ ቲሪፖሊ ሊብያ ተኣሲሮም ናብ ኤርትራ ክጥረዙ ተቐሪቦም ኣለዉ። "ንዝተፈላለያ ተጣብቕቲ ሰብኣዊ መሰል ትካላት ሓብሩልና፡ ኣውያትና ንዓለም ኣስምዑልና" ስለ ዝበሉ በዚ መሰርት ንኹሉ ግዱስ ኤርትራዊን ናይ መሰል ተጣበቕቲ ትካላትን መልእኽትና ነመሓላልፍ።
ሰማዒ ዝሰኣነ ኣውያት
The Government of Eritrea Denies Religious Persecution

(London 10-07-07) In an interview given to an Italian writer Mr Yemane Gebremeskel, Director of the Office of the President of Eritrea, denied any religious persecution in the country. Responding to a question regarding mass arrests of believers Mr Gebremeskel stated that; ‘small groups have emerged in the past seven, eight years. Most of these groups were beneficiaries of secret or undeclared foreign funds. Most of them went against the national fabric: to oppose the national service or to penetrate and sow division within the traditional faiths. The Government subsequently requested all these faiths to register officially, with honest declaration of the origin of their funds etc. The periodic arrests, which are distorted and exaggerated, occur when members of these fringe groups assemble illegally.’

 
ጋዜጣዊ መግለጺ
Eritrea Arrests 80-Member Presbyterian Congregation
FLASH from COMPASS DIRECT NEWS

News from the Frontlines of Persecution

 

Summary:

LOS ANGELES, May 4 (Compass Direct News) – In still another police raid in the Eritrean capital, local authorities last weekend arrested 80 members of the Mehrete Yesus Evangelical Presbyterian Church in Asmara at the close of a Sunday (April 29 ) worship service. A U.S. couple as well as several teachers from India working in Eritrea were among those reportedly detained.

Video
ኣገናዕ ሓርሽ፡ (ቡፋሎ) ቀዳማይ ክፋል ነዛ ቪድዮ እዚኣ ዝራኣኹሉ መዓልቲ ካብ ኮፍ ዝበልኩዋ ከይተንሳእኩ ብሓሳብ ንኣስታት 30+ ዓመታት ንድሕሪት ተመሊሰ እዚ’ኸ? እቲ’ኸ? እንዳበልኩ ንዝሓለፈ ከገማድሕ ኣብ ብቐሊሉ ክወጾ ዘይክእል ዓሚቕ ሓሳብ ተሸሚመ ውዒለ። እቶም ቅድሚ ሕጂ ዝራኣኹማን፡ ሕጂ እትርእይዋ ዘሎኹምን ድማ ብደረጃ ድኣ ይፈላለ ይኸውን እምበር ገሌኹምሲ ነቲ ዘሕለፍኩሞ ጀግንነት፡ ማለት ከም ኣብነት ብጸላኢ ዝተኸርደኑ (ዝተኸበቡ) ብጾትኩም ንምድሓን ጭካነ ዝመልኦ ኲናት ብምክያድ ካብ ኣፍ መንጋጋ ጸላኢ ዝመንዛዕኩምሉ መዓልቲ ምዝካር ድዩ ወይ ውን ካልእ ንዓኡ ዝመሳሰል ተዘክሮታት ከም ዘምጻኣትልኩም ኣይጠራጠርን።
   

GEEZSOFT



Advertisement