Asmarino Fundraising: Because There Is So Much More to Be Done!

Eritrea: New Year Message by Abeba Tesfaghiorgis ~~ መልእኽቲ ሓድሽ ዓመት ብኣበባ ተስፋገዮርጊስ

Video
AI Staff 2018-01-06
ኢሳያስ ነቲ ብግብሩ “እቲ ሃገር ናተይ፡ ወናኒ ባሕርን ባህርያዊ ሃብትን ባዕለይ ዉጹ እንተዘይወጻእኩም ድማ ይኣስረኩም የሕቅቀኩም፡ የጥምየኩም፡ ግዳይ በቢዓይነቱ ሕማማት ትኾኑ፡ ም...

Eritrea: Abeba Tesfaghiorgis - mengedi dHan jemiru Part 2 | መንገዲ ድሓን ጀሚሩ ካልኣይ ክፋል

Video
AI Staff 2017-12-17
እታ ብጥቅምቲ 31, 2017 ዓ.ም. ኣብ ቤት ትምህርቲ ኣል ድያእ ኣል-እስላምያ ኣብ ኣኽርያ  ዝተወለዐት ሽግ ዋላ  ቀሸም ወሲኽና ሃልሃል ነብላ፡ ናይ ኤርትራ ሰማይ ብብርሃን ክትቀዶ፡ ተጻዒኑና ዘሎ...

Eritrea Poem - Inda alu (እንዳ ኣሉ) ሰለሙን ይከኣሎ

Video
ሰለሙን ይከኣሎ 2017-12-13
ሕጂ‘ኸ እንታይ ይበሉ፡ እንዳ ኣሉ ብኣልቦ መብጻዓታት ነዊሕ ዝኾብለሉ ኣነስ እሰግእ‘የ ኣእምሮኦም ከይከውን ዘቢሉ ወይ‘ክኣ ኣእዛኖም ደስኪሉ ድምጺ ውጹዕ ዘየስምዑ፡ ተማህሊሉ ኣእትይዎም...

Eritrea: kidan Tbeb zelewo mShet ኪዳን ጥበብ ዘለዎ ምሽት

Video
ገብረ ገረዝጊሄር ጂጂ 2017-12-09
ስነጥበብ ንዘመናት ዝነብር ታሪኽ እዩ፡ ስለ ዝኾነ እዩ ከኣ ኩሉ ስነጥበባዊ፡ ስርሓቱ ክስንዶ ብዙሕ ጻዕሪ ዘካይድ። ህዝቢ ዓለም ከኣ ነቲ ስነጥበባዊ ዝሰነዶ ሰሚዑ ወይ ርእዩ ብዙሕ ታሪኽ...

Open Letter to Chura Band - ቅሉዕ መልእኽቲ ንጩራ ባንድ

Video
AI Staff 2017-11-23
ፍቁራት ደቀይ፡ ኣብ ሃገርና ስም ይመርሕ ጥዋፍ የብርህ ዝብል ምስላ ኣሎ፡ እሞ ናይ ብሓቂ ንስኻትኩም ድማ ጩራ ብርሃን ኴንኩም ተሰሚዕኩሙኒ። ጽሓይ ጩራኣ ክትሰድድ ምስ ጀመረት ድማ ኣብ መንጎ...

Eritrea: 11-01-2017 Akria at Aldia school post-demonstration of 10/31/2017 (VIDEO #4)

Video
Anxar Amex Niqales 2017-11-14
11-01-2017 Akria at Aldia school post-demonstration of 10/31/2017 (VIDEO #4) 1/11/2017 ኣኽሪያ ኣብቲ ውሽጢ ቤት ትምህርቲን ከባቢኡን

ሸርሕን ውዲትን የማነ (ማንኪ) ንኤርትራን ህዝባን ካብ ማእሲ ናብ ጋህሲ የሳሲ

Video
HRCE 2017-11-13
ኣብ ናይ ሎሚ ጽሑፍና፡ እኩይ ተግባራት ናይ የማነ ገብረኣብ፡ ብሓላፊ ፖለቲካውን ውደባውን ጉዳያት ህ.ግ.ደ.ፍ ዝፍለጥ፡ ኣብ ልዕሊ ሃገረ ኤርትራን ህዝባን ዘውርዶ ዘሎ ሳዕቤን ብዝምልከት...

Videos

Latest Comments

Announcements